ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ደቆም፡ን ማሕለኻ ቋንቋ ሽወደን ብምብዳህ ናብ ላዕለዋይ ደርጃ ትምህርትን ዩኒቨርሲቲን ክጽንበሩ ክኽእሉ ምእንቲ፡ ኣብያተ ቤት ትምህርታት፡ ተወሳኺ...
ሽውደናዊ ብሪጣንያዊ ኩባንያ ኣስትራዘኒካ፡ ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ምስ ዩኒቨርሲቲ ኦክስፎርድ ብምዃን ዘማዕበሎ ክታበት ኮሮና፡ ኣድማዕነቱ...
ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ዓዲ እንግሊዝን ጣልያንን፡ ኣብ ምጅማር ወርሒ ታሕሳስ 2020፡ ክታበት ኮሮና ክጅምራ ከምዝኽእላ እንግሊዛዊት ጋዜጣ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ብመንገዲ ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ስቴፋን ሎቪን፡ ኣቢላ ንመጠን ብዝሒ ማሕበራዊ ምትእኽኻብ ካብ 8 ሰባት ክበዝሕ ከምዘይብሉ...
ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ነቲ ኣብ መስርሕ ፈተነ ዕዉታት ኮይኖም ዘሎዉ ብትካላት መድሃኒት፡ ፋይዘርን ቢዮንተክን ከምኡ ዉን ሞደርና ዘፍረዮም...
ኣብ ሽወደን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምውጋድ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ ናይ ዝተፈላለዩ ዞባታት ይቕጽል ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ምምሕዳር...
ኣብ ሽወደን፡ ብስም ጸላም ዓርቢ (Black Friday) ዝፍለጥ እዋን፡ ዓመታዊ፡ ኣብ መወዳእታ ሰሙን ናይ ወርሒ ሕዳር እትርከብ...
ህጻናት፡ ቫይረስ ኮሮና ዘስዕቦ፡ ናይ ነዊሕ እዋን ጥዕናዊ ጸገማት ከማዕብሉ ከም ዝኽእሉ ኣብ ኮለጅ ካሮሊኒስክ መምህር ዝኾነ...