ኣውሮፓዊ ሕብረት፡ ኣብ 29 ታሕሳስ፡ ክታበት ጸረ ኮሮና ንምጽዳቕ ቀዳማይ ውሳነ ከመሓላልፍ ትጽቢት ተጌሩ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብዛ...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ዓዲ እንግሊዝ፡ ካብ ጽባሕ ዕለት 08/12/2020 ጀሚራ፡ ክታበት ጸረ ኮሮና ክትህብ ክትጅምር ምዃና ሓቢራ። ክታበት ጸረ ኮሮና...
ኣብ ሆስፒታል ዩኒቨርስቲ ስኮና፡ ጨንፈር ምክልኻል ለበዳ ኮሮና፡ 33 ኣባላት፡ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኽፉ፡ ጋዜጣ ኣፍቶንብላደት ሓቢሩ። እዚ...
ጽምብል በዓል ልደትን ክሪስማስን ምስ ውሑዳትን ትፈልጥዎም ሰባትን ክተሕልፉ ይግባእ ዝበለ ኣማኻሪ ሽወደን ኣብ ጉዳያት ለበዳ፡ ኣንዲሽ...
ኣብ ኦፕሳላ፡ ክካየድ ዝጸንሐ መርመራታት ጸረ ኣካል፡ ንግዝይኡ ከቋርጾ ከምዝወሰነ፡ ምምሕዳር’ቲ ከባቢ ሓቢሩ ክብል SVT ኣመሓላሊፉ። እቶም...
ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፡ ናብ ኣየርላንድ፡ ላትቪያን ኢስቶንያን ንኽገሹ ዝሓስቡ ሽወደናውያን፡ ካብ ዕለት 3 ታሕሳስ 2020 ክሳብ 16...
ኩለን ኣብ ሽወደን ዝርከባ፡ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርታት፡ ነዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡ ካብ ዕለት...