መንግስቲ ሽወደን ለበዳ ኮሮና ንምምካት ለበዳ ኮሮና ዝዉዕል ብመልኽዕ ርእይቶ ዝሓለፈ ሰሙን ዘቕረቦ ግዚያዊ ሕጊ ግዚኡ ዘይሓለወ...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆሎም ዝርከባ ኣሃዱታት ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል፡ ዝህበኦ ኣገልግሎታት ኣብ ጥርዙ ከምዝበጸሐ ሓቢረን። ካብቲ ዝለወን...
ሆቴላት፡ ቤት ምግብታት፡ ባህላውን መዘናግዕን ጨንፈራት ኣገልግሎታትን እቶም ቀንዲ ተረባሕቲ ናይቲ ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና ብመንግስቲ ዝተዋህበ...
ምሰፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምዕጋት: መንግስቲ: ነቲ ሰባት ካብ ኣባይቶም ኮይኖም ስርሖም ከሰላስሉ ዝብል መምርሒ: መሊሱ ከም ዘትረሮ...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር 2020፡ ቁጽሪ ናይቶም ብመንገዲ መዓርፎ ነፈርቲ ሽወደን ዝተንቀሳቐሱ ገያሾ ብጣዕሚ ትሑት ምንባሩ መርበብ...
ከተማ ሄልሲንቦሪ፡ ሓንቲ ካብተን ብለበዳ ኮሮና እተጠቕዓ ከተማታት እያ። ሕጂ ዝለዓለ ለበዳ ኮሮና ዘለዋ ምምሕዳር ከተማ ምዃና...
ብበዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ዝወጹ ኣሃዛት ከም ዘሕብርዎ፡ ኣብ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ዝቐነዩ ሕሙማት፡ ምስ ዝሓለፈ ጽድያ ክነጻጸር...
ሃገረ ዴኒማርክ፡ ካብ ረቡዕ 09/12/2020 ጀሚራ ኣደራሻት ሲነማ፡ ትያትራት፡ ቤት መግብታትን ባራትን ክትዓጹ ምዃና ማዕከናት ሓበሬታ ዴኒማርክ...