ትማሊ ኣብ መላእ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ ክታበት ኮረና ቫይረስ ብወግዒ ዝጀመረ ኮይኑ። ሽወደን እውን ከም ኣካል እቲ...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ሰንበት ዕለት 27 ናይ መጀምርያ ክታበት ኣብ ሽወደን ክወሃብ ሙኻኑ በዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ኣፍሊጡ። እቶ ቀዳሞት...
ናትፊልድ ትረስት ዝተባህለ ኣማኻሪ ትካል ከም ዝሓበሮ ብሪጣንያ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ምውጽኣ ኣብ ጽላት ክንክን ጥዕና ዓብዪ...
ነቲ ሽወደን ዘጋጠማ ፍሽለት ንምሕካም መርማሪት ሽማግለ ሓድሽ ንድፊ “ሕጊ ክንክን ኣረጋውያን” ክትጅምር እያ ተባሂሉ። ኣብ ቀረባ...
ተመሳሳልነትን ምስ ኩሮና ቫይረስ ምኻኑ ዝተነግረሉ ሓዲሽ ተላባዒ ቫይረስ ፡ ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ከም ዝተርኣየ ሰብ መዚ...
ብመሰረት ሓቤረታ ብዓል መዚ ጥዕና ሽወደን ነፍሲ ወከፍ ስብ ኣብ ህዝባዊ ኣገሎግሎት ዝህባ ባቡራት ኮነ ኣውቶብሳት ኣብ...
ኣብ ሃገረ ኤርትራ ብሰንኪ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ብናህሪ ዝተራእየ ቫይረስ ኩሮና ምኽንያት ብምግባር ፡ መንግስቲ እታ ሃገር...
ኣብ ሽወደን ኣብ መላእ ሃገር ዝርከቡ ኣብያተ ሕክምናን መእለዪ ማእከላት ብዕድመ ዝኣረጉ ኣረጋውያን ዝሰርሑ ኩሎም ሰራሕተኛታት ሕክምና...
ሃገረ ሽወደን ልክዕ ሎሚ ሓደ ሰሙን ቅድሚ ባዓል ልደት ብናህሪ ንዝላባዕ ዘሎ ለበዳ ንምግታእ ካብ ዝመጽእ ዘሎ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፋን ሎቨን ምስ ምክትሉ ኢዛቤላ ሎፌንሎሚ ዕለት 8 ዲሰምበር 2020 ሰዓት 16:15 ኣብ ዝህብዎ...