ኣማኻሪ ሽወደን ኣብ ጉዳያት ተመሓላለፍቲ ሕማማት፡ ኣንድሽ ቲግኒል፡ ነቶም ካብ ሽወደን ወጻኢ ዝተወልዱ ሰባት ዕላማ ዝገበረ ጎስጓስ...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ዮንሾፒን፡ ዝርከብ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና፡ ብጻዕቂ ሕሙማት ኮሮና ተጨኒቑ ስለዘሎ፡ ኣንጻር ለበዳ ኮሮና ተባሂሉ...
ክሳብ ሕጂ፡ ሽወደን፡ 100 ሽሕ ዝኸውን ክታበት ጸረ ኮሮና ተረኪባ ከምዘላን፡ ኣብ መዓላ ንሽማግለታትን ተነቀፍቲ ክፋል ሕብረተሰብን...
ሰልፊታት ፖለቲካን ኣካላት ኣብ ቀረባ እዋን ሕጊ ለበዳ ካብ ጥሪ ክሳብ መስከረም 2021 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ...
ካብ ባሕቲ ጥ ሪ ንደሓር ካብ ብሪጣንያ ዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ካብ ሕማም ኮሮና ናጻ ምዃኖም ዘርኢ መርመራ ክገብሩ...
ኣብያተ ክርስትያን ሽወደን ንግዳያት ለበዳ ኮሮና ዝዝክር ምድዋል ክግበራ ምዃነን ተገሊጹ። ኣብ ዱሮ ሓድሽ ዓመት ሰዓት ሽዱሽተ...
ሰብ መዚ ጥዕና ነቶም ቋንቋ ሽወደን ዘይመልኩ ሰብት ሓበሬታ ክታበት ጸረ ኮሮና ንምብጻሕ ፍልይ ዝበለ ጻዕሪታት የካይዱ...
ካብዚ ዝቅጽላ ክለተ ሰሙናት ንለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ መንግስቲ ትርር ዝበለ ሓድሽ ሕጊ ከተግብር ሙኻኑ ይሕብር። በዚ...
ብመሰረት ውሳኔ ሕብረት ኤውሮጳ ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ካብ ዕለት 27 ታሕሳስ ናብ ኩለን ኣባላት ሃገራት ክባጻሕን...
ኣብ ድሮ በዓል ልደት ብኢኪላታት ጥዕና ኢንግሊዝ ሓድሽ ባህሪ ማለት ብ 70 ሚእታዊ ዝልዓለ ናይ ምልባዕ ተኽእሎ...