ሃገረ ግሪኽ፡ ናብታ ሃገር ብዝተፈላለየ ምኽንያት ንዝኣትው ገያሾ ፡ ክታበት ኣንጻር ኮርና ቫይረስ ከም ዝተኸትቡ ዘረጋግጽ ምስክር...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
መንግስቲ ሽወደን፡ ዝተናውሐ ምልክታት ኮሮና ንምጽናዕ ናይ 50 ሚልዮን ክሮና ከም ዝመደበ ተገሊጹ። እዚ መጠን ገንዘብ፡ ስለምንታይ...
እዚ ሕጊ ክሳብ 31 መስከረም ተግባራዊ ክኸውን እዩ ተባሂሉ’ሎ። እዚ ሕጊ፡ ንመንግስቲ፡ ለበዳ ንምክልኻል ዘኽእሎ ዝያዳ ስልጣን...
ሓደ ሰብ ሕማም ኮቪድ-19 ድሕሪ ምልካፉ፡ እቶም ዘማዕብሎም ጸረ-ኣካላት፡ ንሸሞንተ ኣዋርሕ ክጸንሑ ከምዝኽእሉ ሓድሽ ኣሜሪካዊ መጽናዕቲ፡ ኣብ...
ብዙሓት መንእሰያት፡ ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና፡ ከምተሃስዩ ይፍለጥ። ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ክሊ ዕድመ 15 ክሳብ...
ትማሊ፡ ኣብ ሽወደን፡ ሓሙሽተ ሰባት በቲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተራእየ ሓድሽ ዓሌት ኮሮና ቫይረስ ዝስዕብ ምልክታት ዘርኣዩ...
ኣብ ዓመተ 2020፡ ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽን ሽወደን፡ 88,814 መንበሪ ፍቓድ ወረቐት ከምዝሃበ፡ እዚ ድማ ካብቲ ኣብ ዓመተ...
ኣብ ሽወደን፡ መስርሕ ክታበት ጸረ ኮሮና፡ ካብ ዕለት 24 ታሕሳስ 2020 ምጅማሩ ዝዝከር ኮይኑ ክሳብ ዝሓለፈ ሰኑይ...