ኣሜሪካዊ ኩባንያ ፋይዘር፡ እቲ ንኤውሮፓ ከግዕዞ ተባሂሉ መዲብዎ ዝነበረ መጠን ጸረ-ኮሮና ክታበት ብምጉዳል ኣቶኩርኡ ናብ ብዝሒ መጠን...
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ክሮና
መንግስቲ ሽወደን፡ ኣሉታዊ ጽልዋታት ጸረ ኮሮና ክታበት ንምጽናዕን ምምርማርን፡ 100 ሚልዮን ክሮነር ሰሊዑ ከምዘሎ ሓቢሩ። መንግስቲ ሽወደን፡...
ኣብ ኖርወይ ዝርከብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ክእለዩ ዝጸንሑ 13 ሽማግለታት፡ ጸረ ኮሮና ክታበት ድሕሪ ምውገኦም ከምዝሞቱ ንመርበብ...
ኣገልግሎት ኣልኮላዊ መስተ ዝህባ ትካላት፡ ካብ ዕለት 24 ታሕሳስ 2020 ጀሚሩ ክሳብ 15 ጥሪ 2021 ኣብ ዝነበረ...
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ስኮነ፡ ንትግባረ ሓድሽ ሕጊ ኮሮና ዝከታተልን ሕጊ ኣብ ዝጠሓሰሉ እዋን ይኹን ጽቕጥቅጥ ኣብ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ነቲ ብሰንኪ ፍርያት ኣሜሪካዊት ኩባንያ ሞደርና ዝኾነ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ኣብ ልዕሊ ገለ ሰባት ከጋጥም...
ምምሕዳራት ሽወደን፡ ስሩዕ ኣገባብ ክታበት ብምሃብ ኣብ መላእ ሽወደን፡ ሰሙናዊ፡ ክሳብ ርብዒ ሚልዮን ሰባት ጸረ ኮሮና ክታበት...
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኖርታላያ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሽማግለ ትምህርቲ፡ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመተ ትምህርቲ፡ ኩለን...