ሚኒስተር ፍትሒ፡ ኣረጋውያን ስቶክሆሎም ሓላፍነት ስልፍኺ እዩ ኩነታት ቫይረስ ኮሮን ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ፖለቲካዊ ኩነታት ሽወደን ሃዲኡ...
ምክልኻል ኮረና
ኣብ ስቶክሆሎም ካብ ዝርከቡ ኣብ ትሕቲ ጽዑቕ ሕክምናዊ ምክትታል ዝርከቡ ሕሙማት ኮቪድ-19 ዝኾኑ ሰባት እቶም 80% ካብኣቶም...
ቫይረስ ኮሮና ብዘይካ በቲ ልሙድ ወይ ዉን ስጋብ ሕጂ ተረጋጊጹ ዘሎ መማሓላላፊ መገዲታት፣ ብመግቢ ይማሓላለፍ ምዃኑን ዘይምዃኑን...
ካሮሊና ኢንስቲትዩት፡ ስቶክሆም፡ ነቲ ናይ ሽወደን ናይ ምርመራ ብቕዓት ብዕጽፊ ዘዛይዶ ናይ መፈተኒ ኣቕሑ ከምዝረኸበ ሓቢሩ። እቲ...
ትማሊ ክፍሊ ማሕበራዊ ረድኤት ካብ 13 ዞባታት ሽወደን ናይ ገጽ መሸፈኒታት ምእካብ ን ጋዜጣ ኣፍቶንብላደት ኣብ ዝገብሮ...
ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ነቲ ጉዳይ የጻሪ ካብ ሕማም ኮቪድ-19 ሓውዮም ዝተባህሉ 91 ሰባት እንደገና በቲ ቫይረስ ተለኺፎም...
ምልክታት ሕማም ኮቪድ-19 ዘርእዩ ሰባት ኣብ ቀዳሞት ሓሙሽተ መዓልታት ዝለዓለ ናይ ምስግጋር ዓቕሚ ከምዘጥርዩን ብድሕሪኡ ግን ምዕባለ...
ሽወደን ንሕማም ኮቪድ-19 ንምምካት ዝግባእ ምድላዋት ከምዘይገበረት ቀዳማይ ሚኒስተር ስቴፋን ሎቪን ሓቢሩ። ቀዳምነት ዝሓዘቶ ስትራተጂ ማሕበራዊ ኣገልግሎት...
ብመረት ሓበሪታ ናይ ኢንዱስትሪ ሚኒስተር ኢብራሂም ባይላን ኣብ ሽወደን ዝርከባ ቡዙሓት ኩባንያታት ኣብ ምስራሕ መሸፈኒ ገጽ ማስኬራት፣...
ኣብ ሽወደን ብባህሊ ኣብ እዋን ቅንያት ኣፋስጋ ዝግበሩ ምትኣኽካብ ቤተሰብ ዝሰረቶም መገሻታት ብዝላዓለ ቁጽሪ ምቕናሱ፣ ንወሃብ ቃል...