“ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን” ለበዳ ኮቪድ-19 ኣብ ጥዕና ህጻናት ዘስዕቦ ሳዕቤን ብዝምልከት ዘካይዶ መርመራ፡ መልከፍቲ ኮቪድ ንህጻናትን...
ኮረና ቫይረስ
ጸጸኒሖም ዝቕልቀሉ ዘለዉ ጅራት ቫይረስ ኮቪድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኖርወጃውያን ምልካፎም፡ በዚ ድማ ኣብ መጀመርታ...
ኣብ ፈሳሲ ጎሓፍ ብዝተገብረ መርመራ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ሽወደን ልዑል መጠን ኮቪድ-19 ከምዝተረኽበ ን ተመራመርቲ ዩኒቨርሲቲ ሕርሻ...
ዋና ክኢላ ትካል ጥዕናን ድሕነትን ፊንላንድ (THL) ሚያ ኮንትዮ ፡ ብዛዕባ ምድንጓይ መሐየሊ ክታበት ኮሮና ኣመልኪቱ ዝንቐረበላ...
ወለዲ ንደቆም ጸረ Covid-19 ሕጂ ከኽትቡ ከም ዝኽእሉ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያትን ህዝባዊ ጥዕናን ጃኮብ ፎርስሜድ ንሬድዮ ሽወደን...
ኣብ ሽወደን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ቁጽሪ መልከፍቲ Covid ብ 50% ወሲኹ፡፡ በዚ ድማ ብዙሓት ሰባት ኣብ ሆስፒታል...
ኣብዚ ጽድያ፡ ኲሎም 65ን ልዕሌኡን ዝዕድሜኦም፡ ከምኡ’ውን ኣብ ኣሰካፊ ኲነታት ጥዕና ኣለዉ ተባሂሎም እተገምገሙ ሰባት፡ ሓሙሻይ ብልቃጥ ክትባት...
ኣብ እንኣትዋ ዘለና ወርሒ ግንቦት፡ ዝያዳ ሕሙማት ኮቪድ ናብ ሆስፒታላት ክመጹ ከም ዝኽእሉ፡ ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ምትንባዩ፡ ኣገልግሎት...
ኣብ ብሪጣንያ ‘XE’ ዝተሰምየ ሓድሽ ጅር ቫይረስ ኮቪድ-19 ከም እተረኽበን እዚ ጅር ቫይረስ ካብቲ BA.2 ዝተባህለ ዓሌት...
ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ነቶም ኣብ ኣብ ዕድመ 65ን ልዕሊኡን ዘለዉ ሰባት ራብዓይ ብልቃጥ ክትባት ክወስዱ ኣዚዙ’ሎ።. እዚ...