ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ነቶም ኣብ ኣብ ዕድመ 65ን ልዕሊኡን ዘለዉ ሰባት ራብዓይ ብልቃጥ ክትባት ክወስዱ ኣዚዙ’ሎ።. እዚ...
ጥዕና
ሓደ ሲሶ ካብቶም ኣብ ድሕረ-ኮቪድ ዝርከቡ ተሓከምቲ ካብ ኣገልግሎት ክንክን ጥዕና ዘድልዮም ሓገዝ ንምርካብ ዘይምኽንያታዊ ነዊሕ ትጽቢት...
ድሕሪ ክልተ ዓመታት ካብ ሎሚ ኣትሒዙ ኮቪድ-19 ንሕብረተሰብ ሓደጋ እዩ ካብ ዝብል ዝርዝር ክወጽእ ተጌሩ’ሎ። እዚ ማለት...
ማእከል ድሕነትን ስለያን ዴንማርክ ን ስግኣታት ግብረሽበራ ኣመልኪቱ ኣብ ዝገበሮ ዓመታዊ ትንተና ንመጀመርታ እዋን ኣብ ልዕሊ ሰብመዚ...
ካብ ትማል ሰሉስ ኣትሒዙ ንዴንማርክ ዝኣቱ ሰብ መርመራ ኮቪድ ክገብር ኣለዎ ዝብል ሕጊ ለበዳ ክለዓል ምዃኑ ተገሊጹ። ...
ምስ ፍትዊ እንስሳ ዘቤቶም ናብ ሽወደን ዝኣተዉ ስደተኛታት ዩክሬይን ምስክር ወረቐት ክትባት ሕማም ዕቡድ ከልቢ እንድሕሪ ዘይብሎም...
ኖርወይ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብሓድሽ ኣገባብን መፈንጠራን ኣቢላ ተወሰኽቲ 400 DNA ዓሌታት ሓሸራ ምእካባ ኖርወይ ቱደይ ሓቢራ። ...
ቈልዑ ልክዕ ከም ስፖርት ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ እውን ክመሃሩ ከም ዝግብኦም 16 ኣብ ጥዕናን ድሕነትን ቈልዕ ኣሰርሓ ውድባት...
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሰሉስ ከም ዘጠንቀቖም እቲ ኣብ ሶማልያ ዘጋጠመ ብርቱዕ ድርቂ ዳርጋ ፍርቂ ኻብቶም ኣብ ሶማልያ...
ኣብ ሃገረ ኢጣልያ ሞት ንዝደልዩ ሰባት ንኽሞቱ ዝሕግዝ ኣገባብ ንምትእትታዉ ዝቀረበ ጥርዓን ብላዕለዋይ ቅዋማዊ ቤትፍርዲ እታ ሃገር...