ክታበት ኮቪድ-19 ዝተኸትቡ ሰባት፡ ምስ ካልኦት ሰባት፡ ኣብ ዕጹው ኣደራሻት ከይተረፈ፡ ክራኸቡ ከምዝኽእሉ፡ በዓል መዚ ኣገልግሎት ጥዕና...
ጥዕና
ሃገረ ቤልጁም፡ ካብ ዕለት 08 ግንቦት ጀሚራ፡ ነቶም ካብ ዕለት 19 ጥቅምቲ ተዓጽዮም ዝጸንሑ ናይ ደገ ኣገልግሎት...
ሃገረ ዴኒማርክ፡ ፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበት፡ ጠቕሊላ ከምዘቋረጸትን እቲ ዘይተጠቀመትሉ ብልቃጥ ክታበት ድማ ክትጉሕፎ ምዃና...
ሃገረ ሽወደን፡ ነቲ ብኩባንያ ጆንሶን ዝፈሪ ክታበት ኮቪድ-19፡ ቅድሚ ናብ ሃገራ ምእታዉ፡ ካብ ጥቕሚ ደው ከተብሎ ምዃና...
ኤውሮፓዊ ሕብረት፡ ካብ 01 ሓምለ ጀሚሩ፡ ንመስርሕ መገሻ ንምቅላል፡ ናይ ክታበት ፓስፖርት ኣብ ግብሪ ከውዕል ምዃኑ ኣፍሊጡ።...
ዜጋታት ደቡብ ሱዳን፡ ንኽኽተቡ ንምትብባዕ ብምባል፡ ፕረሲደንት ሳልቫ ኬር ጸረ ኮሮና ክትባት ከም ዝወሰደ ተገሊጹ። ደቡብ ሱዳን...
ኤውሮፓዊ ኮሚሽን፡ ኣብ ዝቕጽል ዓመት፡ ክታበት ኮቪድ-19 ንኽቕርባ ምስ ኩባንያታት ኣስትራ ዘነካን ጆንሶንን ዝነበሮ ውዕል ከምዘየናውሕ፡ ኢጣልያዊት...