ጥዕና
ኣብ ፈረንሳ፡ ኣብ ሰኑይ መዓልቲ ጥራይ፡ ልዕሊ 900 ሽሕ ሰባት፡ ክታበት ኮቪድ ንክኽተቡ ኣብ ዶክቶሊብ ዝተባህለ ናይ...
ኩሎም ኣብ ዓመተ 2005 ይኹን ቅድሚኡ ዘለዉ ዓመታት ዝተወልዱ ሽወደናውያን፡ ካብ መበል 32 ሰሙን ጀሚሮም፡ ክታበት ኮቪድ-19...
ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተታት ዓመታት ተራእዩ ዘይፈልጥ ንመንግስቲ ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ርእሰ ከተማ ኲባ ሃቫናን ካልአይቲ ዝዓበየት...
መንግስቲ ሽውደን፡ ምስ መጠን መልከፍቲ ኮቪድ ብምዝማድ፡ ኣንቢርዎም ዝጸንሐ ቀይድታት ኮሮና፡ ንኸፍኩሶም ወሲኑ ኣሎ ክብል ማዕከን ዜና...
ኣብ ውሱናት ክፋላት ናይ ኤውሮጳ፡ መጠን መልከፍቲ ኮሮና እናዛየደ ይመጽእ ብምህላዉ፡ ነፍሲ ወከፍ ገይሹ ጸኒሑ ናብ ሽወደን...
ብሕማም መንሽሮ ዝተጠቕዐ፡ ነባሪ ሄልሲንግላንድ (Hälsingland) ዝኾነ ሰብኣይ፡ ካብታ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዝረኽበላ ዝነበረ ማእከል ጥዕና፡ ንዓመታት፡ ጌጋ...
ኣብ ክሊ ዕድመ 90ታት እትርከብ ሓንቲ ኣውስትራልያዊት ኣብ ሲድኒ ምሟታ፡ ሰብመዚ ሓቢሮም። ንሳ ስድራ ኣብ ዝበጽሓትሉ እዋን...
ዓርሞሸሽ ኩባንያታት ተኽኖሎጂ ታይዋን ዝኾና Foxconn ን TSMC፡ ብ350 ሚልዮን ዶላር ዝትመን 10 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ኮቪድ-19...