ልዕሊ 30 ኩባንያታት ክንክን ስኒ ካብ 2019 ጀሚረን ካብቲ ንድጎማ ክንክን ስኒ ተባሂሉ እተሰርዐ መደብ ከይሳተፋ ተኣጊደን...
ጥዕና
ኣብ ካሊንገ፡ ብሌኪንገ ካውንቲ ኣብ ዝተበከለ ማይ ቧንቧ ንኬሚካላት PFAS ዝተቓልዑ ሰባት፡ ካሕሳ ክኽፈሉ መሰል ኣለዎም። ላዕለዋይ...
ኣብ ሽወደን ቁጽሪ ሓደስቲ መልከፍቲ ኤችኣይቪ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ነክዩ። ሓደ ምኽንያት ድማ እቲ ብዝፍለጥ መከላኸሊ መድሃኒት...
ጸጸኒሖም ዝቕልቀሉ ዘለዉ ጅራት ቫይረስ ኮቪድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኖርወጃውያን ምልካፎም፡ በዚ ድማ ኣብ መጀመርታ...
ልዕሊ ሱሳ ሚእታዊት ካብቶም ልዕሊ 16 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባት ኣብ ኣካላቶም ብገለ ዓይነት ቃንዛ ከምዝስምዖ ይዛረቡ ክብል...
ኣብ ሽወደን ንሰባት ወይ እንስሳታት ዝናኸሱ ኣኽላባት ኣመልኪቱ ዝግበር ገምጋማት ባህሪ እዞም እንስሳ ዘቤት ኣዝዩ ውሑድ ምዃኑ...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ቁጽሪ ናይቶም ብወቕዒ ዝሳቐዩ ሰባት ከምዝነከየ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ 78% ሕደጋ ወቕዒ ዘጋጠሞም ካብ ሞት...
ኣብ ፈሳሲ ጎሓፍ ብዝተገብረ መርመራ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ሽወደን ልዑል መጠን ኮቪድ-19 ከምዝተረኽበ ን ተመራመርቲ ዩኒቨርሲቲ ሕርሻ...
ዋና ክኢላ ትካል ጥዕናን ድሕነትን ፊንላንድ (THL) ሚያ ኮንትዮ ፡ ብዛዕባ ምድንጓይ መሐየሊ ክታበት ኮሮና ኣመልኪቱ ዝንቐረበላ...
ወለዲ ንደቆም ጸረ Covid-19 ሕጂ ከኽትቡ ከም ዝኽእሉ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያትን ህዝባዊ ጥዕናን ጃኮብ ፎርስሜድ ንሬድዮ ሽወደን...