ጥዕና
ሓድሽ ጅር ቫይረስ ኮሮና ዝኾነ ኦሚክሮን፡ ናብ መላእ ዓለምና ብዘገርም ፍጥነት ይላባዕ ምህላዉ ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO)...
ዛጊት 800 ሽሕ ኣመሪካውያን፡ ብሕማም ኮቪድ ከም ዝሞቱን እዚ ድማ ዝበዝሐ ሰባት ዝቐተለ ሃገራዊ ለበዳ ከም ዝገብሮን...
ኣብ ሽወደን ዝዓበየ ምዃኑ ዝንገረሉ ኣብ ቨነሽቦሪ ዝርከብ 130 እሱራት ዘአንገደ ክፉት ቤት-ማእሰርቲ ኦስትራጎርድ፡ ብሓያል ማዕበል ለበዳ...
መንግስቲ ሆላንድ፡ ምስፍሕፋሕ ሓድሽ ጅር ኦሚክሮን ንምግታእ ብምባል ኣዊጅዎ ዘሎ እዋን ናይ ለይቲ ዕጽዋ፡ ክሳብ ዕለት 14...
ካብ ዕለት 16 ታሕሳስ ክሳብ 31 ጥሪ ኣብ ዘሎ ግዜ፡ ናብ ዓዲ ጣልያን ክበጽሑ ዝደልዩ ዜጋታት ኤውሮጳዊ...
ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ናይ ጸረ ኮቪድ-19 ዝኾነ ክታበት፡ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ፡ ብፍላይ ኣብ ዓንኬል ሰራሕተኛታት ጥዕና፡...
ኣብ ስቶክሆሎም ዝርከባ፡ ሆስፒታል ሶደርኹክሁሰትን ዳንድሪድን፡ ብሰንኪ ብዝሒ ሕሙማት ኮቪድ-19 ን ወቕታዊ ሕማም ኢንፍሉዌንዛን፡ ሓደጋታት ሸተት ኢልካ...
ሃገረ ኣውስትራልያ፡ ነቲ ቅድሚ ክሪስትማስ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ቀይድታት ዕጽዋ ክለዓል ምዃኑ ቃል ኣትያ ብምንባራ፡ ዋላ’ኳ መጠን...
ካብ ሎሚ ሰሉስ ጀሚሮም፡ ኩሎም ልዕሊ 60 ዓመት ዝዕድሚኦም ተቐማጦ ስቶክሆሎም፡ ጸረ ኮቪድ-19 ዝኾነ ሳልሳይ እብረ ክታበት...