ካብ ሬድዮ ሽወደን እተረኽበ ኣሃዛት ሃገራዊ ጥዕና ከም ዘመልክቶ ዓመታዊ ልዕሊ 500 ዝኾና መንሽሮ ማህጸን ዘጋጥመን ደቀንስትዮ...
ጥዕና
ካብ ባሕቲ ሓምለ ጀሚሩ ካብ ምትካኽ ናጻ ዝብል ሕጊ ሽወደን ኣብ ተግባር ክውዕል እዩ። እዚ ማለት ኣብ...
ክንሰርሕ ዲና ንነብር ወይስ ክንነብር ኢና ንሰርሕ ዝብል ሕቶ ወትሩ ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ምላሽ ክንረኽበሉ ንተሓታተተሉ ኣርእስቲ...
ኣብ ብዙሕ ከባብታት ሽወደን ኣብ ምልላይ ሕማም መንሽሮ ሳንቡእ ኣጸጋሚ ብምዃኑ ብዙሓት ሰባት ሕማሞም ከይፈለጡ ይሳቕዩ ከምዘሎዉ...
ብሚልዮናት ዝቚጸሩ ናብ ቀጥታዊ ኣግልግሎት ጥዕና ሽወደን (Vårdguiden) እተግበሩ ጻውዒታት እብ ክፉት መርበብ ሓበሬታ ኢንተርነት ብቐጥታ ክፍነዉ...
ኣብ ሰለስተ ጋጻት ስቶክሆልምን ኣፕሳላን ዝርከቡ ኣፍራስ ሀርፐስ ብዝተባህለ ሕማም ቈርበት ዝስዕብ ቫይረስ ከም እተጠቕዑ ተገሊጹ። እዚ...
ብመሰረት ሓበሬታ ስታቲስቲክስ ክንክን ጥዕና ፕሪቭያ ኣብተን ፈለማ ሒደት ሳምንቲ ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት ብምኽንያት ድጓሕ ሓጋይ(...
ተመራመርቲ ሽወደን ዓሳ ንጥዕና ኣካላትን ከባቢን ኣዝዩ ኣገዳሲ ብምዃኑ ሰባት ዝያዳ ዓሳ ንኽምገቡ ምትብባዕ ከም ዘድሊ ይሕብሩ’ለዉ።...
ኣገልግሎት መግቢ ሽወደን ኣብ ፖላንድ እተሓርደ ስጋ ፖላንድ ኣብ ሽወደን ይሽየጥ ምህላዉ ኣፍሊጡ። እዚ ስጋ ኣብ ዝተፈላለየ...