ዓንቐር ብናይ ባህላውን ሕክምናውን ብመጥባሕቲ ምስትኽላእ ምኽላእ ዓንቐር ተባሂሉ ይጽዋዕ። ዓንቐር እንታይ እዩ ስርሓ? ዓንቕር ብጣዕሚ ኣገዳሲ...
ጥዕና
ብምኽንያት ዓመታዊ ዕረፍቲ ነርስታት ካብ ሆስፒታላት ብምብኳሮም ሆስፒታላት ሽወደን ብሕጽረት ነርስታት ኣብ ቅልውላው ምህላዉ ተገሊጹ። በዚ ምኽንያት...
ንወጻኢ ዝጐዓዙ ሽወደናውያን ብሕማም ኣእምሮን ስነልቦናን ይጥቅዑ ምህላዎም ሚኒስተር ንኤምባሲታት ሽወደን ብምጥቃስ ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ሓቢሩ። እቲ...
ጸቕጢ፡ ኣብ ህይወትና ከጋጥም ንዝኽእል ክብታን ለጠቕታን ናይ ሞራል’ዩ። እዚ ክስተት ኣብ ገለ ሰባት ጸጸኒሑ ዝርአ ንቡር’ኳ...
እንሓንሳእ ጸጕርና ልዕሊ ካልኦት ክፋላት ኣካላትና ብዛዕባ ጥዕናና ከም ዝዛረብ ንፈልጥዶ? እስከ ነዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ንርኣዮም’ሞ፡ ነቲ...
ጋስትራይት ወይ ሕማም ከስዐ እንታይ ማለት እዩ? ጋስትራይት ማለት ነድሪ ኣብ ቀጸላ ከስዐ ብውሽጢ ክጋጥም እንኮሎ ዘጋጥም...
ሰብመዚ ጥዕና ሽወደን ትሮፒካዊ ቫይረስ ኣዕዋፍ ንጥዕና ሰብን ኣብ ሰሜናዊ ኣውሮጳ ኣፍራስን ይሃሲ ከይህሉ ዝብል ስግኣት ከም...
ኣብ ውሽጢ ሓደ ስድራቤት ግዳይ ሕማም ረሲዕ ዝኾነ ሰብ እንተሃልዩ፡ ጥዑይ መነባብሮ እንተድኣ ተኸቲሉ ዳርጋ ኩሉ ሰብ...
ብ ማእከላይ ገምጋም ዓቀን ደምና 140 ወይ ድማ ካበኡ ንላዕሊ ምስ ዝከውን ልዑል ጸቕጢ ደም ክንብሎ ንክእል።...
ኣብ ክፍሊ ህጹጽ ሕክምና ዝርከቡ ሕሙማት ሕክምናዊ ኣገልግሎት ክረኽቡ ሓደ መዓልቲ ምሉእ ይጽበዩ ኣለዉ ተባሂሉ። ኣብ ሽወደን...