ቈርበትና ብኽልተ ቀጸላታት ዝቖመ’ዩ። ግዳማዊ (Epidermis)፡ ውሽጣዊ (Dermis) ተባሂሎም ድማ ይጽውዑ። ኣብ ግዜ ንእስነት ቈርበትና ልሙጽን ዝተወጠረን’ዩ።...
ጥዕና
ሓሞት ደሚቕ ቀጠልያ ኾይኑ ሕፍስ ዝበለ ፈሳሲዩ።ሓሞት ኣብ ከረጺት ዝዓቁር ኮይኑ እዚ ከረጺት ናይ ሓሞት ድማ ምስ...
ናይ ስድራ ቤት ሕይወት ውልቃዊ ኩነታትን ስራሕ ካብ እዋን ናብ እዋን ኣጸጋሚ ነገር ብምፋጣር ናይ ኣእምሮ ሕማም...
ሕጻናትን ጎርዞታትን በዚ ሕጂ እዋን እናዓበዩ ዝርከብሉ ብዙሕ ዝተፈላለየ ዓይነት ሚዲያታት ዝረኽብሉ ዓለም ውሽጢ እዩም። ኣብ ትርፊ...
ብመስረት መጽሓፍ ዶክተር ኣለ ቡን ብምስታይ እዚ ዝስዕብ ጠቕምታት ከምዘለዎ ገሊጹ፣ 1 =ዕቤት ጨጉርና የቀላጥፍ። 2 =...
ፋርማሲታት ሽወደን ኣብ መሸጣ ኣፋውስ ጸረ-ምትካኽ ወሰኽ ምርኣዮም ተገሊጹ። ካብ ሓምለ 1 ዝጀመረ ምሕላፍ ሓድሽ ሕጊ ንደሓር...
ብጣዐሚ ውሑድ ምንቅስቓስ ሕማም ከምጽእ ይኽእል እዩ። ናይዚ እቲ ብቀሊሉ ከስዕቦ ዝኽእል ሳዕቤን ናይ ሕቆ ሕማም፣ ሕሉፍ...
ካብ ዓመተ 2002 ንደሓር ቊጽሪ ናይቶም ብሕማም ልቢ ዝሞቱ ሰባት ኣዝዩ ምንካዩ፡ ማለት ኣብ ውሽጢ 15 ዓመታት...
ገለ ሰባት ተነቀፍቲ እዮም። ገለ ብዝናብ፡ መግቢ፡ ደሮና፡ ሓሳኹ፡ ከሚካላትን ካልእ ገለ ካብዚ ኣብዛ ዓለም ዘሎ ዘይሰማምዖ...