ኣብ ዌይልስ፣ ስኮትላንድን ሰሜናዊ ኣየርላንድን ‘Boxing Day’ ተባሂሉ ኣብዝፍለጥ ስፖርታዊ ቅነ፡ ሓደሽቲ እገዳታት ክትግበሩ ምዃኖም ተሓቢሩ ክብል...
ጥዕና
ሓደ ናይ እስራኤል ሆስፒታል፡ ን 150 ዝኾኑ ሰራሕተኛታቱ፡ 4ይ እብረ ጸረ ኮቪድ ቫይረስ ክትባት ክህብ ከምዝኾነ ተገሊጹ።...
ኣውስትራልያ፡ ነቲ ኣብ ሞንጎ እቲ ካልኣይ እብረ ክትባት ናይ ኮቪድን ሳልሳይ እብረ ክትባት ዝዋሃበሉ ናይ ግዜ ፍልልይ...
ፈረንሳ፡ ዕድሚኦም ንዓቕሚ-ኣዳም ዝበጽሑ ሰባት ብዝምልከት፡ ካልኣይ ክትባት ድሕሪ ምውሳድ፡ 3 ኣዋርሕ ስዒቡ እቲ 3ይ እብረ ክትባት...
ካብ ታሕሳስ 28 ጀሚሩ፡ ኣብ ልዕሊ 150 ኪ.ሜ ርሕቀት ዘለዎም፡ ብህዝባውያን መጓዓዝያታት ንዝግበሩ ጉዕዞታት ብዝምልከት፡ ካብ ኮቪድ-19...
ምምሕዳር ዳላርና፡ ካብ 1 ጥሪ ጀሚሩ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ክታበት ምስክር ወረቐት ምሕታት ከተኣታቱ ምዃኑ ኣፍሊጡ ክብላ ጋዜጣታት...
ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ሓድሽ ጅር ኦሚክሮን; ክታበት ኮቪድ-19; ንዝበዝሑ ዜጋታት ግዱድ ከም ዝኸውን ኤኳዶር ኣፍሊጣ። ንምሉእ ህዝቢ እታ...
ኣብ ፊንላንድ፡ ዝተረሩ ቀይድታት ኮቪድ ክተኣታተዉ ምዃኖም ተሓቢሩ። እቲ ብልፍንቲ ቡዙሓት ሰልፍታት ዝቆመ መንግስቲ፡ ውሳነኡ ኣማሓላሊፉ’ሎ፡ ንሱ...
ብሰንኪ መልከፍቲ ኦሚክሮን ክፍጠሩ ዝኽእሉ ጥዕናዊ ጸገማት፡ ምስቶም ብካልኦት ጅራት ኮሮና ዝፍጠሩ ክነጻጸር እንከሎ፡ ዝሓሸ ከም ዝኾነ...