ስርቂ እቲ ፈላሚ ናይ ወድሰብ ሞያ እዩ እንተ በልና ምግናን ኣይኮነን። ግን ጎነጽን ቅትለትን ማእሰርትን ስለ ዘበዝሖ፡...
ደሃይ ጥበባት
ኣብ ኣስመራ ኢዩ፡ ኣብ ከባቢ 2000። ሓደ ቖልዓ ኣብ ሓደ ብዘይ ወግዒ ዝሓዝኦ ኣንጎሎ ኮይኑ ረጒድ ዝዓይነቱ...
ቀዳማይ ክፋል ሸበድበድ እናበልኩ’የ ናብ ቦታ ቖጸራ በጺሐ፣ ዝተቃጸርናሉ ቦታ፣ ካብ ዝነብረሉ ከባቢ ርሕቕ ዝበለ ብምኻኑ፣ ነታ...
ሓደ መዓልቲ፡ ሓደ ቁመቱ ኣዚዩ ሓጺርን ኣካላቱ ደቂቕን ዝኾነ ፍጥረት (ዕንኩራይ ጻጸ ኢዮም ዚብሉዎ ነይሮም) ምስ ሓደ...
ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ኣመሪካዊት ቁሸት፡ ሓደ ካህን ኣብቲ ህጻናት ዚሳተፉሉ ናይ ሰንበት ትምህርቲ፡ ነቶም ህጻናት ነቲ ናይ...
ጃፓናዊ ኮኾብ ተዋሳኣይ: ሶኒ ቺባ: ኣብ መበል 82 ዓመት ዕድሚኡ: ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና: ምሟቱ ተገሊጹ። ቺባ: ብፍላይ...
ብሪጣንያዊት ሳክስፎኒስት: ሙዚቃ ጃዝ: ኑብያ ጋርሲያ: ኣብ ሳመር ናይ 2021 ብፍላይ ብክእለታ ዓብዪ ኣድናቖት ከም ዝረኸበት ጸብጻብ...
ሓደ መዓልቲ፡ ሓንቲ ኣደ ምስ ንእሽቶ ወዳ ናብ ገምገም ባሕሪ ትኸይድ። እቲ ህጻን ኣብቲ ገምገም ባሕሪ ኮይኑ...
ሓደ ብዕድመ ዝደፍአን ደሓን ዝኾነ ሃብቲ ዝነበሮን ሰብኣይ ንሓንቲ ጓል 18 ዓመት ይምርዓዋ። እታ ጓል፡ ንእሽቶ ጥራይ...
ሽጋራ ብዝኾነ መምዘኒ ጥቕሚ ዘለዎ ኣይመስልን። ገለ 50 ዓመታት ይገብር፡ ገለ ሰባት ንሽጋራ ከም መድሃኒት ሲኑሳይቲስ (ናይ...