ስለምንታይ ኢና ከኒና ንብል? ኮካ መኣስ ተማሂዙ? ኣብ ሃገርና ንዝኾነ ዝወሓጥ መድሃኒት ከም ታብለት ወይ ካፕሱል፡ ከኒና...
ደሃይ ጥበባት
ክንሰርሕ ዲና ንነብር ወይስ ክንነብር ኢና ንሰርሕ ዝብል ሕቶ ወትሩ ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ምላሽ ክንረኽበሉ ንተሓታተተሉ ኣርእስቲ...
“ኣብዚ ዓለም፣ እቶም ዝበለጹን ዝጸበቑን ነገራት ብዓይንኻ ኣይረኣዩን፣ ብኢድካ’ዉን ኣይድህሰሱን፡ ኣብ ዉሽጥኻ ክስምዑኻ እዩ ዘለዎም” ሄለን ኬለር...
ነቲ ዝህሉ፤ ምሳና ዝነብርን ዘሎን እውን ነፍቅር ኢና፡፡ ብኣኣቶም ባህ ይብለና፡፡ ነዚ ዓይነት ፍቕሪ ግሪኻውያን ፊልያ ኢሎም...
ከም ፍቕሪ ጌሩ ብዙሕ ዝተጻሕፈሉን ዝተባህለሉን ኣርእስቲ ምሕሳብ ኣይከኣልን፡፡ ብፍቕሪ ዝመጽእ ጃሕጃሕታ ሓጎስን ምልኣት ህይወትን ፤ ወይ...
ኣካላትና ብትእዛዛት ኣእምሮና’ዩ ዕማማቱ ዘሰላስል፣ ስለዚ ድማ ምምዝባል ጥዕና ኣእምሮ ኣብ ኣካላትና ርኡይ ለውጥታት የስዕብ። ንኣብነት ሓደ...
ሕራይ…! ሕጂኸ እቲ ዝያዳ ኣጠቓላሊ ትርጉም ፖለቲካ እንታይ እዩ ምበልና? ኣብ መንጎ መንግሰትን ውልቀሰብን ዝህሉ ርክብ ውጥረት...
ንሓደ ንጥፈት ኣብ ፍልጠት ተመርኲስካ ክተሰላስሎ እንተዄንካ ሓበሬታ ክህልወካ ይግባእ። ሓበሬታ ክህልወካ ድማ ክትሓትትን ክትውከስን ኣለካ። ናይ...
· ብ1899 ሰልክመን እተባህሉ ፈላሚ ደቀባት ቺሊ ናብ ኤውሮጳ ተወሲዶም ኣብ ዙ ወይ መካነ እንስሳታት ተዳጕኖም ህዝቢ ይርእዮም...
ክንሰርሕ ዲና ንነብር ወይስ ክንነብር ኢና ንሰርሕ ዝብል ሕቶ ወትሩ ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ምላሽ ክንረኽበሉ ንተሓታተተሉ ኣርእስቲ...