ኣማኑኤል ሳህለሳየንስ ማለት ብስነሞገትን ብትዕዝብትን ብተመክሮን ብምምዛንን ብምዕቃንን ዚካየድ ናብ ሓቅነት ዚመርሕ መገዲ እዩ። ናብቲ ሓቂ ንምብጻሕ...
ደሃይ ጥበባት
”ሓሶት ኣብ ናብራና ኣገዳሲ ተራ ምሓዙ ዘርእዮ ነገር እንተሎ ኣገባብ ህይወትና ኣዝዩ ሓሚቑ ምህላዉ እዩ“ ፍሬድሪች...
ራብዓይ ክፋል ብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ከም’ቲ ዝበልኩኻ’ዩ። ምስ ዳዊት ንሕጸ ምስ ተቛጸርና፡ ክዳን ክንዕቀን ምስ ሓፍቱ እናኸድና ከለና...
ኣማኑኤል ሳህለ ቋንቋ ኪብሃል ከሎ ሓፈሻዊ ናይ ሓበሬታ ምትሕልላፍ ሜላ እዩ። እዚ ድማ ብምንቅስቓስ ኢድን ካልእ ክፍሊ...
ሳልሳይ ክፋልብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ገለ ዝቐርበን ዝነበርኩ መሓዙት፡ ዓርኪ ወይ ኣፍቃሪ ክሕዛ ከለዋ፡ ንዓይ ከም ዘይምልከተኒ እናወሰድኩዎ’የ ዝጓዓዝ...
ኣማኑኤል ሳህለ ሓደ ሰብ ኪዛረበና ከሎ ወይ ምስኡ ከነውግዕ ከሎና፡ ስለምንታይ ኢና ገጹ ክንሪኦ እንደሊ? ነቲ ብደገ...
ካልኣይ ክፋልብጸጋርሃን ጎይትኦም “እወ፡ እንታይ ድየ ከተማኽረኒ ደልየ መስለካ። ኣብ ጉዕዞ ህይወተይ ሓደ ራኢ ሒዘ’የ ዝጉዓዝ ነይረ።...
ካልኣይ ክፋልን መወዳእታንኣማኑኤል ሳህለ ኣንፈታውን ቦታውን ምስትውዓል (spatial intelligence) ገለ ሰብ ኣሎ ኣብ ሓደ ከተማ ምስ ኣተወ፡...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት፣- 1. ኣብ ከተማ ማልመ ኩነታት ተኹስን ነታጉን ካብ ቅድሚ ሕጂ ኣጸቢቑ ከምዘንቆልቆለ...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦምከምዛ ዛንታ ገይሩ ዘደንገጸንን ዝደንጸወንን የለን፡ ህይወት ፈተና እያ፡ ነዛ ሓፍትና ዘጋጠማ መሰናኽል ህይወት ድማ፡ ዘገርምን...