ኣብ ኣስመራ ኢዩ፡ ኣብ ከባቢ 2000። ሓደ ቖልዓ ኣብ ሓደ ብዘይ ወግዒ ዝሓዝኦ ኣንጎሎ ኮይኑ ረጒድ ዝዓይነቱ...
ኩርናዕ ጸሓፍቲ
ቀዳማይ ክፋል ሸበድበድ እናበልኩ’የ ናብ ቦታ ቖጸራ በጺሐ፣ ዝተቃጸርናሉ ቦታ፣ ካብ ዝነብረሉ ከባቢ ርሕቕ ዝበለ ብምኻኑ፣ ነታ...
ሓደ መዓልቲ፡ ሓደ ቁመቱ ኣዚዩ ሓጺርን ኣካላቱ ደቂቕን ዝኾነ ፍጥረት (ዕንኩራይ ጻጸ ኢዮም ዚብሉዎ ነይሮም) ምስ ሓደ...
ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ኣመሪካዊት ቁሸት፡ ሓደ ካህን ኣብቲ ህጻናት ዚሳተፉሉ ናይ ሰንበት ትምህርቲ፡ ነቶም ህጻናት ነቲ ናይ...
ሓደ መዓልቲ፡ ሓንቲ ኣደ ምስ ንእሽቶ ወዳ ናብ ገምገም ባሕሪ ትኸይድ። እቲ ህጻን ኣብቲ ገምገም ባሕሪ ኮይኑ...
ሓደ ብዕድመ ዝደፍአን ደሓን ዝኾነ ሃብቲ ዝነበሮን ሰብኣይ ንሓንቲ ጓል 18 ዓመት ይምርዓዋ። እታ ጓል፡ ንእሽቶ ጥራይ...
ሽጋራ ብዝኾነ መምዘኒ ጥቕሚ ዘለዎ ኣይመስልን። ገለ 50 ዓመታት ይገብር፡ ገለ ሰባት ንሽጋራ ከም መድሃኒት ሲኑሳይቲስ (ናይ...
ኣብ ሓደ ገጠር፡ ባይሩ እተባህለ ተቐማጢ፡ ጋሕጋሕ ምድሪ ናብ እንዳ ተኽሊት እተባህለ ዓርኩ ከይዱ ማዕጾ ይኵሕኵሕ። ...
ኣማኢት ዓመታት ይገብር፡ ኣብ ሓደ ዓዲ፡ ሓደ ፈላስፋ ይቕመጥ ነበረ። ዓይነስዉር ኢዩ ነይሩ። ጸሓይ ምስ ዓረበት እሞ...
ሓደ እዋን ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ከተማ፡ ሓደ ትኳቦ እተባህለ ሰብ ኣብ እንዳ ፈታዊኡ ኣምሲዩ ንገዝኡ ኪኣቱ ገለ...