ብመሰረት ጋዜጣ The Guardian: ናይ ቀትሪ ውዕሎና ከመይ ዓይነት ድቃስ ይወስደና ኣዝዩ ይውስን እዩ። ኣብ ግዳም ዲና...
ኩርናዕ ጸሓፍቲ
ቀደም ዘመን ወድሰብ ብኮላሊቱ ይሓስብ ከም ዝነበረ ኢዩ ዚግመት ዝነበረ። ጸኒሑ ገለ ናይቲ ግዜ’ዚ ፈላስፋታት፡ ኣይፋልን፡ ወድሰብ...
“በቓ! ክሳብ መወዳእታ ዝገበርክዎ ቕልስ ክሰልጠኒ ስለ ዘይክኣለ፣ ኣብ መወዳእታ ሓይለይ ጸንቂቐ ዘፍ ስለ ዝበልኩ፣ እቲ ገባሪ...
ልመና ባዕሉ ነብሱ ዝኸኣለ ስነ-ቁጠባ ኢዩ። ብቐረብን ጠለብን ከኣ’ዩ ዚምራሕ። ወሃብቲ ኪበዝሑ ከለዉ፡ ለመንቲ ይበዝሑ። ወሃብቲ ኪቝጥቡ...
“ጌና ዕላለይ ኣይወዳእኩን፣ ክሳብ መዛዘሚ እንተሰሚዕካኒ፣ ናይ ብሓቒ ከም’ዚ ድያ ኣሕሊፋ ከም ትብል ርግጸኛ’የ። ቐው ኢልካ ክትጥምተኒ...
ገንዘብ ሓድሓደ ግዜ ቅድሚ ኣምላኽ፡ ሓድሓደ ግዜ ድማ ድሕሪ ኣምላኽ (ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ) ዚስራዕ መሳለጢ ኢዩ እንተ...
ኣብ ሰሜናዊ ክፍሊ ሃገር ኤውሮጳ ኢዩ። እቲ መምህር ኣብ 3ይ ክፍሊ ሳየንስ ኪምህር እተመደበሉ ምኽንያት ሕጽረት መምህራን...
“የሕዋት’ከ ኣይነበርኹን ድዮም?” ክሳብ ሕጂ የሕዋታ ዘይምጥቓሳ እናገረመኒ ተወከስክዋ። “ነቲ እዋን ክዝክር ከለኹ፣ ኩሉ እንድዩ ፋሕ ፋሕ...
ዳኛ ኪብሃል ከሎ መቸም ጥዑይ ስም ኪህሉዎ ኣይክእልን። ኣብ ዓለምና ምስ እንርኢ፡ ጉቦ ዚብሃል ቃል ኪፍጠር ዝኸኣለ፡...
ስርቂ እቲ ፈላሚ ናይ ወድሰብ ሞያ እዩ እንተ በልና ምግናን ኣይኮነን። ግን ጎነጽን ቅትለትን ማእሰርትን ስለ ዘበዝሖ፡...