ኣብ ዩኒቨርስ እንተ ተመልከትና፡ ኩሉ ብሕጊ እዩ ዚኸይድ። ኩሉ ፍጥረት ወይ መስርሕ ወይ ክስተት ነናቱ ተፈጥሮኣዊ ሕጊ...
ኩርናዕ ጸሓፍቲ
“ንነብሰይ ከም መማቕርቲ ሽወደን’የ ዝቖጽራ፡ ኣብ ስቶኮሎም ከማይ ትጽብቅ ሓበሻ ዘላ ኮይኑ ኣይስምዓንን! እንታይ እሞ—” ጌና ዕላላ...
ተኣምራት ኪብሃል ከሎ፡ ካብ ግእዝ ተኣምር ከምኡውን ትእምርቲ ዚብል ቃል ዝመጸ ኾይኑ፡ መስተንክር ወይ ፍሉይ ምልክት ናይ...
ኣብ 17/18 ክፍለዘመን ኣብ ምዕራብ ኤውሮጳ: መለኮታዊ መሰል ነገስታት (Divine right theory) ዚብል ኣብ ሃይማኖት እተመርኮሰ ሓሳብ...
ፈላስፋታት ብግብሪ ኣብ ቅድመ ግንባር ምምካት ለበዳ ኮሮና ተሰሊፎም ከይረኣዩና ይኽእሉ እዮም፥ ይዂን’ምበር ዝጻወትዎ ኣገዳሲ ተራ ኣለዎም።...
ንምዃኑ ወድሰብ: መሰል ዚብሃል ኣምር ካበይ ዘምጽኦ እዩ? ኣለዎ ድዩኸ? መን ዝሃቦ? ወድሰብ ብጥንቲ ኣብ በረኻታትን ጫካታትን...
ነቲ ዘይብዳህ በዲሃ ኣብ ሓዳር ምብጽሓ’ኳ እንተሐጎሰኒ፣ ‘ጸገምረኺበ’ ምባላ ግና ኣሰንበደኒ። “እንታይ ሕማቕ ድኣ ረኺብኪ ጓለይ?” ንዝውሓዘ...
ገለ ሰብ ኣሎ ነቲ ሓንጎሉ ኪገርሖ ወይ ኪእዝዞ ወይ ኪዅስኩሶ ዘይደሊ። ከምቲ ዘይተዀስኮሰ መሬት ቃዲሩ ዚተርፍ፡ ዘይተዀስኮሰ...
ሓንቲ ዓለም…. ብ ኣማኑኤል ሳህለ…. ፍልስፍናዊ ዋዛ (Philosophical Humor) …. ብዘመን ገበል ዝሃቡኻ ተቐበል (Might is Right) . . .
ሓንቲ ዓለም…. ብ ኣማኑኤል ሳህለ…. ፍልስፍናዊ ዋዛ (Philosophical Humor) …. ብዘመን ገበል ዝሃቡኻ ተቐበል (Might is Right) . . .
ቀደም ዘመን፡ ኣብ ምድረ-ሓበሻ ገበል ይገዝእ ነይሩ ይብሃል። ጎራዙት ኢዩ ዚምገብ ነይሩ። ህዝቢ ድማ ዓመት ዓመት ሓንቲ...