ኣማኑኤል ሳህለ ፍጥረት ምስ ንጥፈታቱን ምዕባለኡን ኣብ ጕዕዞኡ ዚኽተሎ ፍሉይ ዝኾነ ናቱ መገዲ ኣለዎ። ወድሰብ ድሒሩ እተፈጥረ...
ኩርናዕ ጸሓፍቲ
ጸጋብርሃን ጎይትኦም ሄለን፡ ‘ዘይጋገ ሰብ የለን እንታይ ድኣ ካብ ጌግኡ ዘይእረም ሰብ’ዩ ሕማቕ’ ዝብል እምነት ተቐኒታ፡ ነቲ ካብ...
ብ ኣማኑኤል ሳህለ ሓደ ህጻን ውልድ ምስ በለ፡ መን እየ ኣነ ብምባል ንነብሱ ኣይሓታን ወይ ንኺሓትት ብምባል...
“ክረምቲ ኣብ P1”(Sommar i P1) ሓደ ካብቶም ኣብ ሽወደን ዝቐርቡ ዓበይትን ብዙሓት ተኸታተልቲ ዘለዎ ናይ ሬድዮ መደባት...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦምካልኣይ ክፋል ሄለን፡ ኣብ ስራሕ ገዛ’ውን ማዕረ ወላዲታ ትሳተፍን፡ ኣብ ኩሉ’ቲ ብወላዲኣን ኣሕዋተን ዝፍጸም ትእዛዝ፡ ብዘይ...
ኣማኑኤል ሳህለ ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፋተይ ደጋጊመ ዝጠቐስኩዎ፡ እዛ ዓለምና ናብቲ ዝሓይለን እተጣበበን እያ እተዳሉ። እዚ ደመነፍሳዊ...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ቐዳማይ ክፋል መንእሰያት ክምሃሩ ብምባል፡ ሓንቲ ሓፍትና ምሃሪ ዝኾነ ሓቐኛ ዛንትኣ የዕሊላትኒ ኣላ’ሞ፡ ናባዂም ከብሎ፡...
ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ እንስሳታት ሃብታምን ድኻን የሎን ኪብሃል ይከኣል። ኩላቶም ሃዲኖም ይኹን ማእሪሮም ነተን ዝረኸቡወን በሊዖም እዮም...
ብ ናስሮቪች “ሓንበስቲ ብፍርሂ እንተዝእሰሩ ሉል ዝበሃል ክቡር ስልማት ኣይምሃለወናን” ሳዲ ፍርሂ ካብቶም ፈጺሞም ዘይብሃጉ ስምዒታት እዩ፡፡...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦም ካልኣይን መወዳእታን ክፋል ምስ ሰመረ ዝተሰማማዕናዮ፡ ናይ ሓዳር መደባት ንምትግባር ኣብ መስርሕ ከለና፡ ሓንቲ ልክዕ...