ኣብ ሓደ ገጠር፡ ባይሩ እተባህለ ተቐማጢ፡ ጋሕጋሕ ምድሪ ናብ እንዳ ተኽሊት እተባህለ ዓርኩ ከይዱ ማዕጾ ይኵሕኵሕ። ...
ኣማኑኤል ሳህለ
ኣማኢት ዓመታት ይገብር፡ ኣብ ሓደ ዓዲ፡ ሓደ ፈላስፋ ይቕመጥ ነበረ። ዓይነስዉር ኢዩ ነይሩ። ጸሓይ ምስ ዓረበት እሞ...
ሓደ እዋን ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ከተማ፡ ሓደ ትኳቦ እተባህለ ሰብ ኣብ እንዳ ፈታዊኡ ኣምሲዩ ንገዝኡ ኪኣቱ ገለ...
ሓደ እዋን ባሩን ማሩን እተባህሉ ንዓዲ ዘሰከሑ ክልተ ርጉማት ኣሕዋት ነበሩ። ብኣታቶም ዘየማረረ ሰብ ኣይነበረን። ኩሉ...
ንኹሉ ገግዜኡን ዘዘመኑን ኣለዎ። ለባም ዝኸብረሉ ዘመን ኣሎ፡ ለባም ዚነዓቐሉ ግዜ ድማ ኣሎ። ዓሻ ዝሕብኣሉ ዘመን ኣሎ፡...
ብሓደ ዝነብሩ እኩባት ሰባት ወይ ማሕበረሰብ ዚኽተሉዎ ክብርታት ወይ ወግዕታት ኣለዎም። ሰብ ኪሞቶም ከሎ እንታይ ይገብሩ? ከመይ...
ኣብቲ ቅዱስ መጽሓፍ፡ ንኮኾብ ጽባሕ ኣመልኪቱ ከምዚ ዚስዕብ ይብል፥ “ኣየ፡ ብሩኽ ኮኾብ፡ ወዲ ወጋሕታ፡ ከመይ ኢልካ...
ጃፓናውያን ኣብ ዓለም ብቝጠባ ኣዚዩ ክብ ዝበለ ደረጃ ዝሓዙ ህዝቢ እዮም። ብስነ-ስርዓት ድማ ዘርክቦም የብሎምን። ነቲ ጭዋ...
ሊሊ ማርሊን ናይ ሃገር ጀርመን ናይ ፍቕሪ መዝሙር ወይ ደርፊ ኢያ ነይራ። ንሳ ብ 1915 ከም...
ወድሰብ፡ ሰለስተ መሰረታውያን ባህርያት ሒዙ ኢዩ ኣብዛ ዓለም ዚንቀሳቐስ። ንሳተን ከኣ፤ እንስሳዊ ሰብኣዊ መንፈሳዊ ኢየን። እንስሳዊ...