ገንዘብ ሓድሓደ ግዜ ቅድሚ ኣምላኽ፡ ሓድሓደ ግዜ ድማ ድሕሪ ኣምላኽ (ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ) ዚስራዕ መሳለጢ ኢዩ እንተ...
ኣማኑኤል ሳህለ
ኣብ ሰሜናዊ ክፍሊ ሃገር ኤውሮጳ ኢዩ። እቲ መምህር ኣብ 3ይ ክፍሊ ሳየንስ ኪምህር እተመደበሉ ምኽንያት ሕጽረት መምህራን...
ዳኛ ኪብሃል ከሎ መቸም ጥዑይ ስም ኪህሉዎ ኣይክእልን። ኣብ ዓለምና ምስ እንርኢ፡ ጉቦ ዚብሃል ቃል ኪፍጠር ዝኸኣለ፡...
ስርቂ እቲ ፈላሚ ናይ ወድሰብ ሞያ እዩ እንተ በልና ምግናን ኣይኮነን። ግን ጎነጽን ቅትለትን ማእሰርትን ስለ ዘበዝሖ፡...
ኣብ ኣስመራ ኢዩ፡ ኣብ ከባቢ 2000። ሓደ ቖልዓ ኣብ ሓደ ብዘይ ወግዒ ዝሓዝኦ ኣንጎሎ ኮይኑ ረጒድ ዝዓይነቱ...
ሓደ መዓልቲ፡ ሓደ ቁመቱ ኣዚዩ ሓጺርን ኣካላቱ ደቂቕን ዝኾነ ፍጥረት (ዕንኩራይ ጻጸ ኢዮም ዚብሉዎ ነይሮም) ምስ ሓደ...
ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ኣመሪካዊት ቁሸት፡ ሓደ ካህን ኣብቲ ህጻናት ዚሳተፉሉ ናይ ሰንበት ትምህርቲ፡ ነቶም ህጻናት ነቲ ናይ...
ሓደ መዓልቲ፡ ሓንቲ ኣደ ምስ ንእሽቶ ወዳ ናብ ገምገም ባሕሪ ትኸይድ። እቲ ህጻን ኣብቲ ገምገም ባሕሪ ኮይኑ...
ሓደ ብዕድመ ዝደፍአን ደሓን ዝኾነ ሃብቲ ዝነበሮን ሰብኣይ ንሓንቲ ጓል 18 ዓመት ይምርዓዋ። እታ ጓል፡ ንእሽቶ ጥራይ...
ሽጋራ ብዝኾነ መምዘኒ ጥቕሚ ዘለዎ ኣይመስልን። ገለ 50 ዓመታት ይገብር፡ ገለ ሰባት ንሽጋራ ከም መድሃኒት ሲኑሳይቲስ (ናይ...