· ብ1899 ሰልክመን እተባህሉ ፈላሚ ደቀባት ቺሊ ናብ ኤውሮጳ ተወሲዶም ኣብ ዙ ወይ መካነ እንስሳታት ተዳጕኖም ህዝቢ ይርእዮም...
ኣማኑኤል ሳህለ
ናብ ዝኸበርካ ኣቦይ ከመይ ትኸውን ኣሎኻ? ሓኪም ምስ ተረኣኻ ውጽኢቱ ኣይነገርካንን እሞ፡ እጽበ ኣሎኹ። ኣብታ ዝሓለፈት ደብዳበይ...
ኣብ መበል 14 ክፍለዘመን ዝነበረ ናይ ሮማ ጳጳስ ግረጎሪ ታሽዓይ፡ ኣብ ገዛኻ ደማሙ ምሓዝ ከም ኣምልኾ ሰይጣን...
ናብ ዝኸበርካ ኣቦይ ትምህርተይ ጽቡቕ እኸይድ ኣሎኹ። ኤለትሪቺስታ ክኸውን እየ ዝደሊ። እቲ ኣብ ዓድና ዘጥረኹዎ ትምህርትን ተመክሮን...
1. ድሕሪ ሓርነታዊ ቃልሲ ኣመሪካ፡ እታ ቀዳመይቲ ብ 1777 ንኣመሪካ ከም ሃገር ዝፈለጠታ ሃገር፡ ሞሮኮ ከም ዝኾነት ትፈልጡዶ? 2. እታ ኣብ...
ኣብ ኣፍሪቃ ስለስተ ዓይነት ኣዛብእ ከም ዘለዉ ፈረስ ደው ኢሉ ከም ዚድቅስ በረድ ካብ ማይ ከም ዚፈኵስ...
ሕብረተሰብ ማይ ፍልጠት ብዝሰተዩ ኣባላቱ እዩ ሱር-በተኻዊ ለዉጢ ዘምጽእ። ቀንዲ ምንጪ ፍልጠት ድማ ትምህርቲ እዩ። ናይ መጀመርያን...