ዓወትን ስረትን ክልተ ፊጺሞም ክዕረቑ ዘይክእሉን ኣንጻራውንን እዮም ዝመስሉና፡፡ ብዘይ እቲ ሓደ እቲ ካልእ ትርጒም ዝስእን ክሳብ...
ናስሮቪች
ብናስሮቪች Nature ንነፍሲ ወከፍና ብስምና እያ ትፈልጠና። ነዚ ዝኸውን ማእለያ ዘይብሉ ሳየንሳዊ መርትዖታት ኣሎ። ካልእስ ይትረፍ ኣሰር...
ትምል ምሸት “ሰብ ክሳብ ክንደይ ናጻ ሕርያ ኣለዎ” ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ምስ ሓደ ብጻየይ ደስ ዝብል ዕላል...
ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ናስሮቪች ብምልኣት ሕስብ እንተቢልና ወዲሰብ እታ ዘነአሰት”ውን ሓርነት ኣላቶ ድያ ናብ ዝብል ሕቶ...
“ቅኑዕ ንዘበለ ሕጊ ነብስኻ ተገዛኢ ምግባር ሓርነት እዩ” ዣን ዣኽ ሩሶ ሓርነት ካብቶም ኣዝዮም ዝዝውተሩን ትርጉሞም ዝተዛበዐን...
ምንጪ ሓጎሰካ ኣብ ዘይንቕነቕ ውሸጣዊ ከውሕኻ ጥራይ ኢኻ ትሃንጾ፡፡ ናይ ሞት መቕጻዕቲ እንተትፍርድ ኣብቲ እትጸንሓሉ ቤት ማሕቡስ...
ነቲ ዝህሉ፤ ምሳና ዝነብርን ዘሎን እውን ነፍቅር ኢና፡፡ ብኣኣቶም ባህ ይብለና፡፡ ነዚ ዓይነት ፍቕሪ ግሪኻውያን ፊልያ ኢሎም...
ከም ፍቕሪ ጌሩ ብዙሕ ዝተጻሕፈሉን ዝተባህለሉን ኣርእስቲ ምሕሳብ ኣይከኣልን፡፡ ብፍቕሪ ዝመጽእ ጃሕጃሕታ ሓጎስን ምልኣት ህይወትን ፤ ወይ...
ሕራይ…! ሕጂኸ እቲ ዝያዳ ኣጠቓላሊ ትርጉም ፖለቲካ እንታይ እዩ ምበልና? ኣብ መንጎ መንግሰትን ውልቀሰብን ዝህሉ ርክብ ውጥረት...
ሰብ ማሕበራዊ እንስሳ እዩ ክበሃል ብተደጋጋሚ ሰሚዕና ኣሎና፡፡ እዚ ማለት ሰብ ንበይኑ ተነጺሉ ህላዌኡ ከውሕስን ክሰርርን ኣይክእልን...