ብናስሮቪች ህቡባት ሰባት ከም ሎምዘበን ጌሩ ግላዊ ህይወቶም ኣብ ሓደጋ ዝወደቐሉ ግዜ ሃልዩ ኣይፈልጥን እንተተባህለ ምግናን ኣይከውንን።...
ናስሮቪች
ፈላስፋታት ብግብሪ ኣብ ቅድመ ግንባር ምምካት ለበዳ ኮሮና ተሰሊፎም ከይረኣዩና ይኽእሉ እዮም፥ ይዂን’ምበር ዝጻወትዎ ኣገዳሲ ተራ ኣለዎም።...
ብመሰረት ጋዜጣ The Guardian: ናይ ቀትሪ ውዕሎና ከመይ ዓይነት ድቃስ ይወስደና ኣዝዩ ይውስን እዩ። ኣብ ግዳም ዲና...
“ሰብ መወዳእታኡ ንገዛእ ሕልናኡ እዩ ዝጠልም”ዮሴፍ ኮንራድ ክሕደት ንኽህሉ ኣቐዲሙ ዝተነብረ እምነት ክህሉ ግድነት እዩ። ሓደ ሰብ...
”ሓሶት ኣብ ናብራና ኣገዳሲ ተራ ምሓዙ ዘርእዮ ነገር እንተሎ ኣገባብ ህይወትና ኣዝዩ ሓሚቑ ምህላዉ እዩ“ ፍሬድሪች...
ብ ናስሮቪች “ሓንበስቲ ብፍርሂ እንተዝእሰሩ ሉል ዝበሃል ክቡር ስልማት ኣይምሃለወናን” ሳዲ ፍርሂ ካብቶም ፈጺሞም ዘይብሃጉ ስምዒታት እዩ፡፡...
ፈላስፋታት ብግብሪ ኣብ ቅድመ ግንባር ምምካት ለበዳ ኮሮና ተሰሊፎም ከይረኣዩና ይኽእሉ እዮም፥ ይዂን’ምበር ዝጻወትዎ ኣገዳሲ ተራ ኣለዎም።...