ኣብ ሽወደን ቁጽሪ ሓደስቲ መልከፍቲ ኤችኣይቪ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ነክዩ። ሓደ ምኽንያት ድማ እቲ ብዝፍለጥ መከላኸሊ መድሃኒት...
ዜና
መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ (SAS) ኣብ ራብዓይ ርብዒ ዓመት ዳርጋ ክልተ ቢልዮን ክሮነር (191 ሚልዮን ዶላር) ክሳራ ኣመዝጊቡ።...
ቁጠባ ሽወደን ኣብ ምንቁልቋል ከምዘሎ ሎሚ ብወግዒ ተረጋጊጹ ኣሎ፡፡ ን ክልተ ተኸታተልቲ ርብዒ ዓመት ኣሉታዊ ዕብየት ኣመዝጊቡ’ሎ።...
ማእኸል ሰልፊ 3.8% ድምጺ ህዝቢ ከም ዘለዎ፣ እዚ ድማ ካብቲ ሓደ ሰልፊ ናብ ባይቶ ሽወደን ንምእታው ዘድልዮ...
ሽወደን ክረምታዊ ኦሎምፒክ 2030 ኣይከተአንግድን እያ ተባሂሉ። ኣህጉራዊ ሽማግለ ኦሎምፒክ ትማሊ ነዚ ውሳነኡ ኣሕሊፉ’ሎ። ኣብ ክንድኡ ፈረንሳ...
ኣብ 1986 ኣብ ቸርኖቢል ዘጋጠመ ኒዩክለራዊ ሓደጋ፡ ኣብ ገለ ክፋል ማእከላይን ሰሜናውን ሽወደን ራድዮኣክቲቭ ዝናብ ክሃርም ጌሩ...
ኣብ ቀረባ እዋን ዝወረደ በረድ ብሰንኪ ዘኸተሎ ሸታሕትሖ ምዕጻው ጽርግያታትን ደውታ መካይንን ብርክት ዝበሉ ሓደጋታት ትራፊክ ኣጋጢሙ።...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ማሪ ራንታነን ትማሊ ሰሉስ ኣብ YLE A-studio ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፡ መንግስቲ ንመላእ ምብራቓዊ ዶብ...
ቤት ፍርዲ ኣውራጃ ንቴስላ ንመካይኑ ዝኸውን ታርጋ ብቐጥታ ካብቲ ኣፍራዪ ንኽወስድ ፍቓድ ሂብዎ። ቴስላ ንኤጀንሲ መጓዓዝያ ሽወደንን...
ጽባሕ ሓሙስን ዓርብን ልዕሊ 140 መራሕቲ ሃገራትን መንግስትን ንቅልውላው ክሊማ ንምፍታሕ ንኣስታት ክልተ ሰሙን ዝጸንሕን ጒባኤ COP28...