ብሪጣናውያን ከም ብሓድሽ ብዛዕባ ብረክሲት ኪውስኑ ዲዮም?” ወይስ በቲ ካልእ ኣማራጺ ብምኻድ ነቲ ዓባይ ብሪጣንያ ካብ ኤውሮጳዊ...
ዜና
ፖለቲካ TT ጸጋማይ ሰልፊ ነቲ ናይ ባይቶ ካልኣይ ምኽትል ፕረሲደንት ቦታ ንምውሳድ ምስ ናይ ስቨርየ ደሞክራተርና SD...
Migration TT እቲ ሓድሽ ናይ 2ይ ደረጃ ቤትትምህርቲ ሕጊ ኣብ ግብሪ ኪውዕል እዩ፡ ይብል ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ሚግረሽን።...
ጥዕና ኣብ ስራሕ ቦታ ዚርከቡ ጉጅለ ዝርርብ ድኻምን ጭንቀትን ኪቕንሱ ይኽእሉ። እዚ ድማ ኣብቲ ብሊነ ዩኒቨርሲቲ ብሽወደናውያን...
ኣብ ዓለምና እቲ ዝኸበረ ጫማ ዋግኡ 17 ሚሊዮን ዶላር ኮይኑ:ብሓደ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝርከብ ትካል ንምርኢት...
ምምሕዳር ወረዳ ክኒቭስታ ካብ ብመቕጻዕቲ መኪና ደው መበሊ( ፓርኪንግ) ዝኣከቦ ብሚልዮናት ዝቑጸር ገንዘብ ናብ ተቕጻዕቲ ክመልስ ተገዲዱ። እቲ ምምሕዳር ከምዝሓበሮ፡ ምኽንያት ናይዚ ዉሳነ ምምሕዳር ክኒቭስታ፡ ኣብዞም ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓመታት ንመካይን ደዉ ዝብላሉ ቦታ፥ ዝሕሉን፥ ግቡእ ናይ ምቕጻዕ መሰል ዘሎዎ ኣካል ሓለዋ፥ ከይመደበ ብምጽንሑ፥ ስለዝተረጋገጸ ምኻኑ፡ ክብል ባዓል መዚ መገድታት እቲ ወረዳ፡ ክሪስቶፈር ክቫንስትሮም ንጋዜጣ ንያ ቲድኒንግ ኡፕሳላ ሓቢሩ። እቲ ብጌጋ ክእከብ ጸኒሑ ተባሂሉ ዘሎ ገንዘብ፡ ካብ ዓመተ 2014 ዝሕሰብ ኮይኑ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት፡ ብኣማኢት ኣሽሓት ዝትመን ገንዘብ ምዃኑ እቲ ሓላፊ ኣመልኪቱ። ብተወሳኺ ምምሕዳር ወረዳ ክኒቭስታ ምስ ባዓል መዚ መጓዓዚያ ሽወደን ብምዃን፡ ዋጋ ክሳራ ናይቲ ጌጋ ክንደይ ክኸዉን ከምዝኽእል ንምንጻር፡ ሓባራዊ ምርመራ ጀሚሮም ምህላዎም ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ።
EkonomiTT-AFP እቲ ኣብ መንጎ ቻይናን ኣመሪካን ተጀሚሩ ዘሎ ንግዳዊ ኵናት ይቕጽል ኣሎ። ኣብዚ እዋንዚ ዋሺንግቶን ”ነቲ ካራ...
SVT Nyheter እቲ ናይ መንበሪ ኣባይቲ ሕጊ ካብ 2016 ጀሚሩ ኪሰርሕ ምስ ጀመረ ኣትሒዙ ኣስታት ሽሕ ሓደስቲ...
ኣልኮምፒስ፡ ሽወደን (Reuters) – ሓንቲ ጓል 20 ኣብ ገዝኣ ኣብ ሺስታ፡ ሰሜን ስቶክሆልም፡ ብፖሊስ ሞይታ ተረኺባ። ፖሊስ...
ኣንስቲ ጥራይ ኣይኮናን ዚዕመጻ ዘለዋ! ብመሰረት ሽወደናዊ ራድዮ ጸብጻብ፡ እቶም ድሕሪ ምዕማጽ ሕክምናዊ ሓገዝ ዝደልዩ ሰባት ካብቲ...