ሃንጋሪ “ሳብ ያስ ግሪፐን” ዝዓይነተን ኣርባዕተ ነፈርቲ ውግእ ካብ ሽወደን ንምግዛእ ስምምዕ ከምዝገበረት ዝሓለፈ ዓርቢ ኣፍሊጣ። ምስ...
ዜና
ብሰንኪ ሕጽረት መምህራን ክፍልታት ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ክንድቲ ዝድለ ይሳለጡ የለዉን ተባሂሉ። ብውሕዱ ሓደ ወላዲ ዘለዎም ቀዳማይ...
ዋላ’ኳ ኣብ ሰሜን ሽወደን ቅልጡፍ ናህሪ ምዕባለ እንተሃለወ፡ መንግስቲ ውሳነታት ንምሕላፍ ግዜኡ ኣብ ዝሓለፎ ስታቲስቲክስ ይምርኮስ ብምህላዉ፡...
ኣብ ደቡባዊ ሽወደን እትርከብ ስካነ፡ ኣብ መጻኢ ንወጻእተኛታት ወተሃደራት ኔቶ ብኸመይ ከም እተአንግድ መደብ ኣውጺኣ። ሽወደን ኣባል...
ኣብ ሽወደን 62,000 ሰባት ኣብ ጕጅለታት ገበነኛታት ከም ዝንቀሳቐሱ – ወይ ምስኦም ዝተኣሳሰሩ ምዃኖም ተሓቢሩ። ልዕሊ 5000...
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኖርወይ፡ ልዕሊ 20 ምስ ኖርወይ ሕጋዊ ርክብ ዘለዎም ኖርወጃውያንን ፍልስጤማውያንን ክሳብ ሕጂ ካብታ ብኲናት...
ሽወደን ኣብዚ ሰሙን ን ሓምለዋይ ጽገና ብዝምልከት ምስ ካሊፎርንያ ናይ ምትሕብባር ስምምዕ ከቲማ። ልእልቲ ቪክቶርያ ኣብዚ ኣብ...
ጣሊባን ኣብ 2022 ኣብ ኣፍጋኒስታን ኣዝመራ ዕጸፋርስ ካብ ዝእግድ ንደሓር፡ ሂሮይን ኣብ ሽወደን ዝያዳ ክቡርን ንምርካቡ ዝኸበደን...
ንፍቓድ ስራሕ ተባሂሉ ዝወጸ ዝተሓተ ደረት ደሞዝ ወሰኽ ኣብ ኤጀንሲ ስደተኛታት ን ዝግበር ምንጻግ ብናህሪ ከም ዝወሰኾ...
መርማሪት መደብ ተሌቪዥን ሽወደን “ኡፕግራድ ግራንስኒን” ዶሴ ውልቃዊ ሓበሬታ ሪዝዩሚ ሓያሎ ሚኒስተራት ግጒይ ሓበሬታ ከም ዝሓዙ ድሕሪ...