ኣብ ዕዳጋ ሽቕለት ግርጭት ምስ ዝፍጠር ዝሽምግል ናጻ መንጎኛ ኣብ ክንክን ጥዕና ተኸሲቱ ዘሎ ዘይምስምማዕ ኣመልኪቱ መፍትሒ...
ዜና
ኣብ 2021 ኣብ ሱንድቢሪ ኣብ ዝተኻየደ ፈተነ ቅትለት ተሓባባሪ ኮይኑ ዝተረኽበ ሓደ ሰብኣይ ን 18 ዓመታት ክእሰር...
ሬድዮ ሽወደን ንራብዓይ ግዜኣ ምስ ሕጹያት ውድባት ሽወደን ኣብ ምርጫ ባይቶ ኤውሮጳ ቃለ መሕትት ኣካዪዳ’ላ። ኣብዚ ግዜ...
ኣብ ዮተቦሪ ዝርከብ ህቡብ ' ዕዳጋ ዓሳ'–ፊሽከሰርካ–ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ ዓመታት ምሕዳስ ንህዝቢ ተኸፊቱ። እዚ ካብ ዝስራሕ 150...
ሰለስተ ሃገራት ኤውሮጳ–ኖርወይ፥ ኣየርላንድን ስፔይንን ዝመጽእ 28 ግንቦት ን ፍልስጤም ብወግዒ ኣፍልጦ ክህባ እየን። እስራኤል ሳዕቤን እዚ...
ን ቤተ ሉተራዊት ክርስቲያን ሽወደን ዝምልከት ሰፊሕ ዝርዝር ሓበሬታ ኣብ “ጸሊም” መርበብ ተዘርጊሑ። እቲ ዳታ ብዛዕባ ኣሽሓት...
9 ሰነ ክካየድ ተወጢኑ ዘሎ ምርጫ ባይቶ ኤውሮጳ ኣመልኪታ ሬድዮ ሽወደን ካብ ዓበይቲ ውድባት ንዝመጹ ላዕለዎት ኣባላት...
ትማል ረቡዕ ንምርጫ ባይቶ ኤውሮጳ ብኣግኡ ምድማጽ ተጀሚሩ። ንዝመጻ ክልተ ሳምንታት ኣብዚ ምርጫ ክሳተፉ ድሌት ዘለዎም ቅድሚቲ...
ኣባላት ተቓወምቲ ውድባት ፊንላንድ፡ ነቲ ዝሓለፈ ረቡዕ ብሚኒስተር ማሕበራዊ ድሕነት ሳኒ ግራህን-ላሶነን (ኤንሲፒ) ንሄልሲንጊን ሳኖማት ዝተዘርዘረ ዕላማታት...
ገበነኛታት ብ ዘይሕጋዊ መሸጣ ዕጸፋርስ ኣቢሎም ዝረኽብዎ ገንዘብ ንምምሕዳር ቆልዑን መንእሰያትን ይጥቀሙ ኣለዉ ተባሂሉ። ቆልዑ ዘይሕጋዊ ምስግጋር...