ብሰንኪ ፖሊሲ እስራኤልን ኲናት ጋዛን ካብ ስልጣኖም ዝለቐቑ 12 ሰበስልጣን ምምሕዳር ባይደን ነበር፡ መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምቲ ሃገራዊ...
ዜና
መንግስቲ ኖርወይ ብከፈልቲ ግብሪ ዝምወል መንግስታዊ ቀብሪ ዝግብኦ መን ከምዝኸውን ይድርት ኣሎ። ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር፡ እቲ...
ክልተ ሰባት ብኣልትራላይት ነፋሪት እናበረሩ፡ ትማሊ ሶኑይ ኣብ ኦፕዳል ኣብቲ ጽዑቕ ጽርግያ E6 ዝርከብ ኣረጊት ብዕንጸይቲ እተሰርሐ...
ዮሃን ፍሎደሩስ ቅድሚ ሓያሎ ሰሙናት ብናይ እሱራት ምልውዋጥ ተፈቲሑ ናብ ሽወደን ድሕሪ ምምላሱ ሎሚ ንማዕከናት ዜና ሽወደን...
ሽወደን ኣንጻር ሕጹይቲ ፕረዚደንት ኮሚሽን ኤውሮጳ ኡርሱላ ፎን ደር ሌየን ብምኻድ ዝቕጽል ኮሚሽነር ኤውሮጳ ዝኸውን ሓደ ሽወደናዊ...
ኣብዚ ዓመት ኣስታት 50 ሓለውቲ ጸጥታ ነቲ ስራሕ ብቑዓት ስለዘይኮኑ ኣብቲ ኢንዱስትሪ ንኽሰርሑ ዝነበሮም ፍቓድ ስኢኖም። ልዕሊ...
ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ፡ ሓያሎ ደቂ ተባዕትዮ ጾታዊ ርክብ ክገዝኡ እናፈተኑ ተረኺቦም ንሓደ ወርሒ ክእሰሩ ተፈሪድዎም። እዚ ማእሰርቲ...
ኣብ ሶደርታልየ ኣብ ዕድመ 20ታት ዝርከብ መንእሰይ ብጥይት ተቐቲሉ። ሎም ሰሉስ ኣብ ከባቢ ብሎምባካ ኣብ ዝርከብ መንበሪ...
ሓካይም ንሕሙማት ሓናት ማለት ንባክተርያ ስትረፕ ኤ ኣብ ምምርማር — ድሕሪኡ ድማ ብፔኒሲሊን ኣብ ምሕካም ዝያዳ ለጋሳት...
ማሕበር ክንክን ጥዕናን ኣስራሕትን ኣብ ሓድሽ ሓባራዊ ልዝብ ተሰማሚዖም፡፡ እዚ ስምምዕ ነቶም ምሉእ ግዜ ናይ ለይቲ ተረኛታት...