ሓይልታት ምክልኻል ሽወደን ድሮን ከወርዶ ዝኽእል ስግኣታት ንምውጋድ ብዝበለጸ ክዳሎ ከም ዝግባእ ተገሊጹ። ብዘይካዚ ኣብዚ ቴክኖሎጂ ዘሎ...
ዜና
ናይ ሎሚ ዓመት ዓለም-ለኸ ውድድር ሃገር ኣቋራጭ ምንሽርታት በረድ (skiing) ኣብ ፕላኒካ–ስሎቬንያ– ክካየድ እዩ። "ኣብዚ ውድድር ብፍላይ...
ኣብ ዮተበሪ ዝነብርን ን ኣገልግሎት ማሕበራዊ ጒዳያት ሽወደን ብምቅዋም ዝፍለጥ ዓሊ ኣል-ሲዳኒ ብተግባራቱ ከም ዝጠዓስ ገሊጹ። እቲ...
ኣዝየን መርዛማት ዓሌት ሳሬት ኣብ ሳንቪከን ጥቓ ጋቭል ኣብ ዝርከብ ትካል ንሰርሑ ሰባት ሽግር ኮይነን ኣለዋ። እዘን...
ኲነታት ጸጥታ ሽወደንን ኣውሮጳን ኣብ ዝሓለፋ ዓሰርተ ዓመታት ካብ ዝነበሮ ኣብ ኣዝዩ ዘተሓሳስብ ኲነታት ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ...
ሽወደናውያን ብ ክሬም ዝስንከት ሕብስቲ “ሰምላ” ዘስተማቕሩሉ ዕለተ “ፈስቲስዳግ” ትማል ሰሉስ ኣብዒሎም። ኣቲ በዓል ኣስታት 6 ሚልዮን...
ዕድሚኦም ካብ 15 -17 ዝኾኑ ኮተቴ ኣብቲ ብሕጊ ፍቑድ ዝኾነ ግዜ (ሰለስተ ወርሒ) ንላዕሊ ኣብ ማእክላት ቀይዲ...
“ኤጀንሲ ማሕበራዊ መድሕን ሽወደን” ካብ ሎሚ ኣትሒዙ ንስድራቤታት ካሕሳ ወጻኢታት ኤለትሪክ ምሃብ ክጅምር እዩ። ይዂንምበር፡ እዚ ክፍሊት...