11 ዝዕድሜኡ ሓታቲ ዕቚባ ሓምድ ማዕሩፍ፥ ን ትካል ተራድኦ “ማይብሎማን” ልዕሊ 2 ሚልዮን ክሮና ኣዋህሊሉ። ንሱ ነዚ...
ዜና
ሓድሽ መንግስቲ ኣብ ፍልማዊ ትምህርቲ ህጻናት ዘሎ ሕጽረት ብቚዓት መማህራን ኣመልኪቱ ግብራዊ ፍታሕ ክገብር ሽዱሽቲአን ዝዓበያ ከተማታት...
ማሕበር ባቡር “ST” ኣብ መደበር ባቡራት ስቶክሆልም በይኖም ንዝዓዩ ኣውቲስት ባቡራት ስልጠና ንምሃብ ናይ ህጹጽ እዋን ደውታ...
ኣብ ስከሌፍታ ኣብ ዝርከብ ፋብርካ ባተሪ “ኖርዝቮልት” ዝሰርሕ ሰብ፥ ብመሰረት “ኣዋጅ ጓኖት’ ክሲ ቀሪቡሉ ምህላዉ ተፈሊጡ። ዝሓለፈ...
ካብ ቀረባ መዓልታት ኣትሒዙ ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ጽዑቕ ኲናት ሕድሕድ፥ ብዙሓት ሃገራት ኣባላት ዲፕሎማሰኛታተንን ዜጋታተንን...
ናይ ጸጥታ ስግኣት እዮም ተባሂሎም እተለለዩ፡ እንተኾነ ግና ናብ ሃገሮም ክስጐጒ ዘይክእሉ ሰባት፥ ገለ ካብ መሰላቶም ክስእኑ...
ኣብ ሰሜን ሽወደን ዘሎ ሓድሽ ናይ ስራሕ ጠለብ ንምምላእ፥ ኣስታት 100,000 ሰባት ናብኡ ምግዓዝ ከም ዘድሊ፡...
ኣብ ከተማ ዮተበሪ ምምሕዳር ሃማርኩለን፡ ሰርሓተኛታት ማእከል መንእሰያትን ቤተ-ንባብን፥ ብኮተቴ ኣባላት መርበብ ገበነኛታት ዝበጽሖም ምፍርራሕ ናብ ፖሊስ...