ብሪጣንያ ማዕከን ዕቃበ ጫካ ኣማዞን ንምስሳን ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ን ብራዚል ተመባጺዓ። ሓድሽ መራሒ ብራዚል...
ዜና
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ፊንላንድ ፔካ ሃቪስቶ ዝቕጽል ፕረሲደንት እታ ሃገር ክኸውን ሰፊሕ ህዝባዊ ደገፍ ከም ዘለዎ ተፈሊጡ።...
ብብሕቲ ኣብ ዝውነን ኲባንያ ክንክን “ሁማና” ዝሰርሑ ዝነበሩ ሰባት፥ ኣብ ጒዳይ ውልቃዊ ሓገዝ ዓሎቕ ይፍጸም ምህላዉ መተሓሳሰቢ...
ዝበዝሑ ኮተቴ ተመሃሮ፥ ኣብ ክላስ ብዙሕ ወጥሪ ይስምዕም ምህላዉ፡ ናይ ትምህርቲ ግዜ ጨሪሶም ይሕጎስሉ ዘይምህላዎም ኣመልኪቶም ጥርዓን...
መኽሰብ ናይተን ብመንግስቲ ዝውነና ኲባንያታት ሽወደን፡ ኣብዚ ርብዒ ዓመት ብ 10% ምዕባዩ ተፈሊጡ። ብድምር እዘን ኲበንያታት 25.5...
መንግስቲ፥ ነቲ ኣብ ምዕራባዊ ገማግም ሽወደን ብንፋስ ጸዓት ዘፍርያ ተርባይነት ክህነጻ ዝብል ውጥን ደጊፉ። እዘን ካብ ቫልበር...
ኣብ ሽወደን ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ዓመት 1,500 ሽወደናውያን ነፍሰ-ቕትለት ከም ዝፍጽሙ፥ ካብዚኣቶም ከኣ እቶም 70% ደቂ- ተባዕትዮ ምዃኖም...
ቆልዑ ኣዝዮም ዝፈትዉዎ “ስናፕቻት” ዝተባህለ ኣፕ፥ “ቻትቦት” ዝተባህለ ካልእ ተወሳኺ ኣፕ ምድላዉ ተገሊጹ። እዚ ኣፕ ብ መንገዲ...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ዝነበረ መጠን ዝቕባበ 7.6% ምንባሩ፥ ስታቲስቲስ ሽወደን ውሱን መጠን ወለድ ንዘለዎ መመልከቲ ዋጋ...
ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ከተማ ሊቨርፑል ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ደርፊ “ዩሮቪዥን” ሎሪን ንኻልኣይ ግዜኣ ተዓዊታ። ን ሎሪን ዘዐወተታ...