ዜና
መንግስቲ ሽወደን ብዛዕባ ምቛም መዝገብ ፖለቲካዊያን ጎስጐስቲ (ሎቢይስትስ) መርመራ ይገብር ምህላዉ ተገሊጹ። ፖለቲካዊ ጎስጓስ ብመሰረታዊ ትርጒሙ፥ ፖለቲከኛታት...
ኩሎም ሓተቲ ዑቕባ፥ ሕቶኦም ክሳብ መልሲ ዝረክብ ኣብ ፍሉይ መንበሪ ክጸንሑ –እቶም ነዚ ክፍጽሙ ፍቓደኛታት ዘይኮኑ ግና...
ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ካብ ሃገሮም ወጻኢ ዝቕመጡ ሽወደናውያንን፡ ሽወደናዊ መበቆል ዘለዎምን ኣመሪካውያን፥ ኣብዚ ቀዳመ- ሰንበት “ሚድሳመር’ ከብዕሉ እዮም።...
ስቶክሆልም ንዓመታ ዝካየድ ውድድር ደርፊ “ዩሮቪዥን’ ንምእንጋድ፥ ግዜያዊ መድረኽ ክትሃንጽ ድሌት ከም ዘለዋ ጋዜጣ ዳገንስ ንሂተር ጸብጺባ።...
ፖሊስ ሽወደን ንዓመት መመላእታ ኣብ ሽወደን ኣብ ዝርከቡ፥ ቋንቋ ሩስያ ዝዛረቡ መርበባት ገበንን ንጥፈታቶምን፥ ሚስጥራዊ ክትትል ክገብሩ...
ኣብ ዝሓለፈ ግንቦት መንግስቲን ሰልፊ ዲሞክራሲ ሽወደንን ዘውጽእዎ፥ ፍቓድ ስራሕ ንዝረኸቡ ስደተኛታት ሰራሕተኛታት መጠን ደሞዝ ናይ ምውሳኽ...
ናይ ይግባይ ጥርዓን ብምቕራብ ክሟገት ዝጸንሐ ኢጣልያዊ ሓኪም መጥባሕቲ ፓውሎ ማክያሪኒ፥ ብ ቤት ፍርዲ ክብድ ዝበለ ፍርዲ...
ሽወደን ኣብ እዋን ቅልውላው ክትገብሮ ብዛዕባ ዝግባእ ኲለመዳያዊ ምድላው፥ ማለት ሲቪላዊን ወተሃደራዊን ዘጠቓልል “ሓፈሻዊ ምክልኻል” ኣብ ካሪክለም...
ደቀንስትዮ ካብ ናይ ደቂተባዕትዮ ብ 20% ዝትሕት ኣታዊ ከም ዘለወን፥ “ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ዕርቂ” ገሊጹ፡፡ ኣብ ዕዳጋ...