ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ ስቶክሆልም ዝተኻየደ ቁርኣን ምቅጻል ዘጠቓልል ሰልፊ ዝወደበ ሰብኣይ፡ ኣንጻር ሓደ ጉጅለ ህዝቢ ናዕቢ ምልዕዓል...
ዜና
ዜጋታት ሕብረት ኤውሮጳ ዘይኮኑ ግና ፍቓድ ስራሕ ዝረኽቡ፡ ወይ ድማ ነቲ ዝጸንሐ ናይ ስራሕ ፍቓዶም ከናውሑ ዝደልዩ...
ኣስታት 1000 ብሓኪም ዝእዘዙ መድሃኒታት ዋጋኦም ክኸብር ይኽእል እዩ ተባሂሉ። ኤጀንሲ መልዕሎ ስኒን መድሃኒትን ሸወደን ፥ ፋርማሲታት...
ብቕድሚ ትማሊ ረቡዕ ኣብ ኮሙን ኦረብሮ ኣብ ኣፍደገ ቤት ትምህርቲ ሓደ ሰብኣይ ብጥይት ተወቒዑ ናብ ሆስፒታል ድሕሪ...
መሪሕነት “ህዝባዊ ሰልፊ ሽወደን”፡ ብቀዳማይ ሚኒስተር ፔተሪ ኦርፖ (ኤንሲፒ) ዝምራሕ ጥሙር መንግስቲ ዘጋጠሞ ጸገማት ንምዝታይ ትማሊ ተጋቢኡ።...
መንግስቲ ሰነድ ዘይብሎም ስደተኛታት ብኣውቶቡሳት፣ ባቡራትን ጀላቡን ናብ ሽወደን ከይጓዓዙ ክኽልክል ድሌት ከም ዘለዎ ገሊጹ። ነዚ ዝምልከት...
ኣብ ካልኣይ ርብዒ ዓመት ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት፥ ኣርባዕተ ዓበይቲ ባንክታት ሽወደን ብድምር፥ ልዕሊ 50 ቢልዮን ክሮና...
ኣብ ስቶክሆልም ኣብ ዝተወደበ ዕዳጋታት ሓራጅ፡ ልዕሊ ዕጽፊ ቁጽሪ ሸየጥቲ ቦታ ክሕዛኣሎም ምምልካቶም ተገሊጹ። ማርያ ቪበሪ መስራቲትን...
ሓደ ወዲ 17 ዓመት ጀርመናዊ በጻሒ (ቱሪስት) ፡ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ሮማ ዝርከብ መንደቕ ኮሎስየም እናበላሽወ ከም...