ኣመሪካ: ንዓንዳሪን ጎነጻዊን ተግባራት ሩስያ ግብረመልሲ ክትህበሉ እያ ክብል ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ: ኣንቶኒ ብሊንከን: ገሊጹ። ኣመሪካ:...
ፖሎቲካ
ፕረሲደንት እስራኤል: ንመራሒ ማእከላይ ሰልፊ (የሽ ኣቲድ): ያዒር ላፒድ: ሓድሽ መንግስቲ ከቐውም ሓላፍነት ከም ዝሃቦ ተፈሊጡ። ሃገረ...
ኣብ ከተማ ኢስታንቡል፡ ብስርሒት ስዑዲ፡ ጋዜጠኛ ኻሾግጂ ድሕሪ ምሟቱ፡ ዝምድና ቱርኪን ስዑዲ ዓረብን ሓርፊፉ ምጽንሑ፡ እንተኾነ ግን...
ድሕሪ ራብዓይ ዘይ ደምዳማዊ ሓፈሻዊ ምርጫ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል፡ ቢንያሚን ናተንያሁ፡ ኣብ ዝሓለፋ 28 መዓልታት ሓደ ልፍንቲ...
ኣብ ሽወደን፡ ኣብ መንጎ እቶም ኣብዚ ሃገር ዝተወልዱን ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝተወልዱ ጡረተኛታት፡ ዝረኽብዎ ናይ መልዕሎ ደሞዝ፡...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ብቕትለት ጆርጅ ፍሎይድ ብቤት ፍርዲ፡ ገበነኛ ኮይኑ እተረኽበ ፖሊስ ሚንያፖሊስ ነበር፡ ደሪክ ሾቪን፡ ሓድሽ...
ኣብ መንጐ ኢትዮጵያን መሻርኽታ ዝነበረት ሱዳንን ወጥሪ ተኸሲቱ እናሃለወ፡ ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ ምስ መራሕቲ ሱዳን ንምርኻብ ትማሊ...
ኣብ ትግራይ ብዝካየድ ዘሎ ኲናት 5000 ህጻናት ብዘይ ወለዶም ከም እተዘናበሉ ህጻናት ኣድሕን ዝተባህለ ናይ ረድኢት ትካል...