ፕረሲደንት ፈረንሳ፡ ኢማኑኤል ማክሮን፡ ነቲ ኣብ 1994 ኣብ ልዕሊ ዓሌት ቱትሲ፡ ሩዋንዳ፡ ዝተፈጸመ ጃምላዊ ህልቂት ኣመልኪቱ፡ ንሩዋንዳ፡...
ፖሎቲካ
ፕረዚደት ጆ ባይደን፡ ኣብ ትግራይ፡ ምቊራጽ ተኹሲ ክግበር ሓቲቱ። ንሱ፡ ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ገዚፍ ግፍዕን ምግሃስ...
ባሻር ኣልኣሳድ፡ ንራብዓይ ግዜኡ ፕረሲደንት እታ ሃገር ንምዃን ዘኽእሎ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ከም እተዓወተ ተገሊጹ። ኣፈኛ ባይቶ ሶርያ፡...
ሃገረ ጀርመን፡ ኣብ እዋን መዋእለ መግዛእቲ፡ ኣብ ልዕሊ ናሚብያውያን፡ ምጽናት ዓሌት ምፍጻማ ብዕሊ ተኣሚና’ላ። በዚ ድማ፡ ነዚ...
መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳንን ቀንዲ ተቓዋሚ ጒጅለን: ሓድሽ ዙር ዘተ ሰላም ምክያዶም ሰብመዚ ሱዳን ገሊጾም ኣለዉ። እዚ ዘተ...
ፕረዚደንት ሃገረ ማሊ፡ ባ ንዶዋን፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሞክታር ኦዋን፡ ድሕሪ ትማሊ ሶኑይ ብወታሃደራዊ ዕልዋ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ...
ፕረዚደንት ኣሜሪካ፡ ጆ ባይደን፡ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ሩስያ፡ ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣብ ወርሒ ሰነ ናይዚ ዓመት’ዚ ኣብ ስዊዘርላንዳዊት...
ማእከላይ ባሕሪ ኣቋሪጾም፡ ናብ ኣውሮፓ ክሰግሩ ዝፈተኑ ሰባት፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሞይቶም እናንሳፈፉ ዘርኢ ስእሊ ምርካቡ “ፕሮኣክቲቫ...
ኣመሪካ ኣብ የሩሳሌም ቆንስላ ብምኽፋት፡ ምስ ፍልስጤም ዘለዋ ርክብ ከተሐድስን ብግርጭት ንዝዓነወት ቓዛ ክትሃንጽ ከም እትደሊን ገሊጻ’ላ።...
ብሪጣንያ፡ ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ኣዋርሕ፡ ብርቱዕ ጥሜት ክኽሰት ከም ዝኽእል ብምግላጽ ነቲ ኲነታት ኣዝዩ ሕማቕ እዩ...