መራሒ ኮትዴቭዋር ነበር፡ ሎረን ባግቦ፡ ኣብ ኣህጒራዊ ቤትፍርዲ ናጻ ድሕሪ ምባሉ፡ ኣብ ወርሒ ሰነ፡ ናብ ሃገሩ ክምለስ...
ፖሎቲካ
ኬንያ፡ በረራታት ሰብኣዊ ሓገዝ ሶማል ከይተረፈ ክትእግድ ከም እትኽእል ኣጠንቂቓ’ላ። ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፡ ንዲፕሎማስያዊ ተልእኾታት...
ሰብመዚ መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ፡ ነቲ ሚኒስትሪ እስላማዊ ጒዳያት፡ መጒልሒ ድምጺ መሳጊድ ብሲሶ ድምጺ ክሰርሓ ዝእግድ ውሳነ ከም...
ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንፈለማ ግዜ ምስ ተራእየ፡ ዝወሰዶም ስጉምታት ብዝምልከት ብሓደ ብሕታዊ ጉጅለ ሰብሞያ...
ኣብ ምብራቕ ኮንጎ ኪንሻሳ፡ ዝርከብ ልቱሪ ኣብ ዝተባህለ ዞባ፡ ኣብ ልዕሊ ክልተ ቁሽታት፡ ብግብረ ሽበራውያን መጥቃዕቲ...
ኣብ ቻይና፡ ነፍሲ ወከፍ ስድራቤት፡ ክሳብ ሰለስተ ቆልዑ ክትወልድ ፍቓድ ተወሂቡ ከምዘሎ ቻይናዊ መንግስታዊ ማዕከን ዜና ሓቢሩ...
ኣብ ናይጀርያ፡ ዞባ ኒጀር፡ ጉጅለ ዕጡቓት፡ ንተመሃሮ ከም ዝጨወዩ ሰብመዚ እቲ ከባቢ ንቢቢሲ ሓቢሮም። እዞም ዕጡቓት፡ ትማሊ...
ኣብ ማሊ ዘሎ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ ናብ ሚዛን እስላማዊ ጥሩፍነት እንድሕሪ ዝዘጥጥ መሲሉ፡ ፈረንሳ፡ ወተሃደራታ ካብ ማሊ ከተውጽእ...
መራሒ ሕሉፍ ሃገራዊ ሰልፊ እስራኤል፡ በነት ነፍታሊ፡ ዝወስዶ ዘሎ ስጒምቲ፡ ነቲ ንዝነውሐ እዋን ንእስራኤል ዝመርሐ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ነቲ ፕረዚደንት ጆ ባይደን፡ ኣብ ቅልውላው ትግራት ዝወሰዶ ፖሊስ ዝቃወም ልዕሊ 10 ሽሕ ሰባት...