እስራኤል ኣብ ወሽመጥ ቓዛ ዝርከቡ ወተሃደራዊ ዕላማታት ሓማስ፡ ብነፈርቲ ከም ዘጥቅዐት ገሊጻ። ንሳ ካብቲ ከባቢ ዝተላዕለ ተባራዒ...
ፖሎቲካ
ሃገረ ስዑዲ ዓረብ፡ ሙስጣፋ ኣል ዳርዊሽ፡ ንዝተባህለ ወዲ 17 ዓመት እናሃለወ፡ ናዕቢ ኣለዓዒልካ ተባሂሉ ተኣሲሩ ንዝጸንሐ ሰብ...
ኣብ ሃገረ ሽወደን ሰባት ካብ ወጻኢ ሃገራት ቆልዑ ብምምጻእ ብሞግዚትነት ወይ ከኣ ኣዶፕሽን ተባሂሉ ዝፍለጥ መስርሕ መዕበያ...
ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል፡ ናፍታሊ በነት፡ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመታት፡ ኣርባዕተ ግዜ ምርጫ ብምግባር ኣብ ፖለቲካዊ ደውታ...
ኣብ ኣመሪካ፡ ዝዓበየ ምዃኑ ዝንገረሉ ዲጋ ሁቨር፡ ትሕዝቶ ማዩ ኣብ ዝተሓተ ደረጃኡ ከም ዝርከብ ሰብመዚ’ታ ሃገር ገሊጾም...
ሙስሊም ኣመሪካዊት ኣባል ኮንግረስ፡ ኢልሃን ዑመር፡ ንእስራኤል፡ ኣመሪካን ጣሊባንን ብምምስሳላ፡ ካብ ኣባላት ዲሞክራስያዊ ሰልፊ’ታ ሃገር ወቐሳ ከም...
ኣብ ከተማ ኡረብሩ፡ ኣብ ከባቢ ቪቫላን ሜልሪንኘ ዝርከባ ብኣል ኣዝሃር ዝበሃል ማሕበር ግብረ ሰናይ ዝመሓደራ ክልተ ቤት...
ድሕሪ ሸሞንተ ዓመታት፡ ሃገረ ፈረንሳ፡ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ (ዞባ ሳሕል) ዝነበራ ወተሃደራዊ ስርሒታት ክትንኪ ምዃና ፕረዚደንት ኢማኑኤል...