ኢራናውያን: ሓደ ሕሉፍ መርገጺ ዘለዎ ሕጽይ ዝርከቦም: ኣርባዕተ ተወዳደርቲ: ንፕረሲደንትነት: ይመርጹ ኣለዉ። ኣብዚ ምርጫ ዝተዓወተ ነቲ ንኽልተ...
ፖሎቲካ
ኣልዩ ኮስያ ኣብ ላይበርያ ኣብ ዝተገብረ ውግእ ሕድሕድ ገበናት ኲናት ብምፍጻሙ ወንጀለኛ ኮይኑ ከም ዝረኸቦ ቤት ፍርዲ...
ኣብ መንግስቲ ዝረአ ዘሎ ቅልውላው፡ ናብ ዘይንቡር ምርጫ እንተድኣ ኣምሪሑ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ሓድሽ መንግስቲ ንምምስራት ኣሸጋሪ...
ሎሚ ሓሙስ ኣብ መበል 97 ዓመቱ ዝዓረፈ ኣቦ ሃገረ ዛምቢያ ኬነት ካውንዳ ምኽንያት ብምግባር ብርክት ዝበሉ መራሕቲ...
መራሕ ሰሜን ኮርያ፡ ኪም ጆንግ ኡን፡ ሃገሩ፡ ምስ ኣሜሪካ ዘተ ከተካይድን እንተ ዘይኮይኑ ድማ ክትገጥም ድልውቲ ምዃና...
ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና፡ ሃገራት፡ ዶባተን ክዓጽዋ፡ መምርሒታት ኮሮናን መገሻን ከትርራ ኣብ ዝረኣያሉ ዝነበራ እዋን፡ ብዝሒ...
ኣቦ ዛምቢያ ተባሂሉ ዝፍለጥ፡ ከኔት ካውንዳ፡ ትማሊ ሓሙስ ኣብ መበል 97 ዓመት ዕድሚኡ፡ ብሕማም ኒሞንያ ተጠቒዑ ኣብ...
ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተፈጸመ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ክምርመር እየ ምባሉ ቢቢሲ ሓቢራ። እዚ መርማሪ ኮሚሽን፡...
Facebook፡ ምስ ኤጀንሲ ድሕነት ሳይበር ምትእስሳር ኣለዎም ዝበሎም ኣባላት፡ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ኣብ ምዝርጋሕ ከም እተዋፈሩ ብምግላጽ፡...
ፕረዚደንት ኣመሪካ፡ ጆ ባይደን፡ መዘናኡ መራሒ ሩስይ፡ ቭላድሚር ፑቲንን ንመጀመርታ ግዜኦም ኣብ ጠረጴዛ ንኽዝትዩ ይዳለዉ ምህላዎም ተገሊጹ።...