ኣብታ ናጽነታ ዝኣወጀት ዛጊት ግና ኣፍልጦ ማሕበረሰብ ዓለም ዘይረኸበት: ሪፓብሊክ ሶማሊላንድ: ሓድሽ ወደብ ከም እተመረቐ ተገሊጹ። እዚ...
ፖሎቲካ
ፕረሲደንት ናይጀርያ: ማማዱ ቡሃሪ: ንስሩዕ ሕክምናዊ ቆጸራ ናብ ላንደን ክኸይድ እዩ ክብል ቤትጽሕፈቱ ገሊጹ’ሎ። ቡሃሪ ኣብዛ ዓመት...
ግብጺ ብምኽንያት ሓጽቢ ሚለንዬም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዘይምስምማዕ ኣብ ዝዓርገሉ ዘሎ እዋን ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘለዋ ወተሃደራዊን...
መራሒ ኣይቮሪ ኮስት ነበር: ጉልያመ ሶሮ: ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ንሕልፈት ክእሰር ዘሕለፎ ውሳነ ከም ዝነ ጸጎ...
ኣብ መንጎ ሰብ መዚ ግብጺን ወነንቲ ናይታ ኣብ መትረብ ስወጽ ተዓጊታ ዝነበረት መርከብን ፍልማዊ ውዕል ካሕሳ ከም...
ነፈርቲ ኲናት ኢትዮጵያ: ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዕዳጋ ቶጎጋ: ኣብ ዝገበራኦ ደብዳብ ዓሰርተታት ሰባት ከም ዝሞቱ ይግለጽ...
ጻዕቂ ሰብ፡ ሕማቕ ምግብን፡ ሕጽረት ጽሩይ ክዳውንትን ጸቕጥን ነቶም ብዘይ ስድራ ናብ ኣሜሪካ ኣትዮም ናብ...
ብሰኑይ ዝተጀመረ ምርጫ ኢትዮጵያ ይቕጽል እኳ እንተሎ ኣብታ ብኲናት እትሕመስ ዘላ ትግራይን ካልኦት ከባቢታትን ዘለዉ ኣህዛብ ኣብዚ...
ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ እቲ መንገዲ ኮይኑ፡ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓድ ግን እንተቀልጠፈ ኣብ ሰለስተ ዓመታት ክወሃብ ዝብል ዘተ፡...
ብምርጫ ስልጣን ዝጨበጠ ሓድሽ ፕረዚደንት ኢራን፡ ኢብራሂም ራኢሲ፡ ምስ ሓያላት ሃገራት ዓለም ዝግበር ዘሎ ዘተ ከም ዝቕበሎ...