ኣብ ሽወደን፡ ድሕሪ እቲ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ብዝበዝሑ ኣባላት ባይቶ እምነት ስኢኑ ዝወደቐ ልፍንታዊ መንግስቲ ሽወደን ስዒቡ፡...
ፖሎቲካ
ሰራዊት ትግራይ፡ ዝበዝሓ ከተማታቱ ተቖጻጺሩ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ነቲ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ሰፊሩ ዘሎ ሚሊሻ ኣምሓራ ንምጥቃዕ፡...
ኢትዮጵያ፡ ንትሕዝቶ ናይቲ ኣብ ገምገም ፈለግ ኒል ዝህነጽ ዘሎ ሓጽቢ ሚለንዬም ንምምላእ ምውሳና፡ ግብጺ፡ ኣትሪራ ከም እትዂንን...
ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ናይጀርያ፡ ከተማ ዛርያ፡ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል፡ ዕጡቓት ድሕሪ ዘካየድዎ መጥቃዕቲ፡ ዕሸላትን ነርስታትን ተጨውዮም ከምዘለዉ...
ኣብ ትግራይ፡ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ልዕሊ 400 ሽሕ ሰባት ንጥሜት ተቓሊዖም ኣለዉ ክብል ሓደ በዓል መዚ...
ናይ መወዳእታ ኣሃዱታት ኣመሪካን ኔቶን ሎሚ ጠቕሊሎም ካብ ኣፍጋኒስታን ይወጹ ከም ዘለዉ ይግለጽ ኣሎ። ምስ ጣሊባንን ኣልቃዒዳን...
ኡጋንዳውያን ተጠቀምቲ ኢንተርነት: ካብ ሎሚ ሓሙስ ጀሚሮም: ካብ ሕሳብ ሞባይሎም 12% ቀረጽ ክኸፍሉ እዮም ክብል ጸብጻብ ቢቢሲ...
ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተገብረ ኲናት ንቃልሲ ትግራይ ንኻልኣይ ግዜኡ ዝመርሕ ዘሎ ጀንራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ ኣብ ኣፍሪቃ...
ኣብ ጽንብል መበል 100 ዓመት ምምስራት ዴሳዊ ሰልፊ ቻይና: ፕረሲደንት ዢ ዥንፒን: ኣብ ዘቕረቦ መደረ “ቻይና ብማንም...
ሓላፊ ሰልፊ ሞደራትና: ኦልፍ ክሪስተርሶን: ሓድሽ መንግስቲ ንኽቕውም ኣብ ዝገበሮ ፈተነ ክዕወት ከምዘይክእል ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና...