ኣብ ኲባ ድሕሪ ዝተኻየደ ህዝባዊ ተቓውሞ፡ መንግስቲ፡ ኣብ መግቢ፡ መድሃኒትን ካልእ ኣገዳስቲ ጥረ ነገራትን ግዜያዊ ምልዓል ቀረጽ...
ፖሎቲካ
ሰብመዚ ክልል ኣምሓራ፡ ናብ ጐረቤቶም ክልል ትግራይ፡ መጥቃዕቲ ከካይዱ ምዃኖም ይገልጹ ኣለዉ ክብል ቢቢሲ ገሊጹ። ሰራዊት ትግራይ፡...
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ መዓልታዊ እትሕተም ጋዜጣ The Witness፡ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ናዕቢ፡ ንኻልኣይ መዓልታ ካብ...
ኣመሪካ፡ ነቶም ንሓይልታት ኣመሪካን ኔቶን ከም ተርጎምቲ ኮይኖም ከገልግሉ ዝጸንሑ ኣፍጋኒስታናውያን ካብታ ሃገር ከተውጽኦም እያ ተባሂሉ። እዞም...
ኣብ ሃገረ ሽወደን፡ ብሕጋዊ ይኹን ብዘይሕጋዊ ኣገባብ፡ ኣብዚ ሃገር ዝነብሩ ወጻእተኛታት ዝፍጽምዎ ገበናዊ ንጥፈታት፡ ካብ ግዜ ናብ...
ዓቃባዊ ሰልፊ ሽወደን፡ ኣብ ልዕሊ ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ ገበነኛታት፡ ጽኑዕ ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዑ ክብል ማዕከን ዜና ተተ...
ኣርባዕተ ኢራናውያን ዜጋታት፡ ንሓንቲ ኣብ ኒውዮርክ እትሰርሕ ጋዜጠኛ ንምጭዋይ ምፍታኖም፡ ክፍሊ ፍትሒ ኣመሪካ ገሊጹ። እቲ ክሲ ነታ...
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ንማእሰርቲ ጃኮብ ዙማ፡ ስዒቡ ብዝተላዕለ ህዝባዊ ናዕቢ፡ ብውሕዱ 72 ሰባት ምሟቶም ቢቢሲ ሓቢራ። ዱኳናት...
ምምሕዳር ከተማ ሶልና፡ ንክልተ ማእከላይን ላዕለዋይን ቤት ትምህርታት ንምዕጻው ዘቕረቦ ጠለብ፡ ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ፡ ነቲ ጉዳይ ርእዩ፡...