ኩሎም ኣባላት ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ሽወደን ኣብ ኣፍጋንስታን፡ ትማሊ ለይቲ፡ ብኣሜሪካዊት ወተሃደራዊት ሄሊኮፕተር ተጻዒኖም፡ ካብ ርእሲ ከተማ...
ፖሎቲካ
ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፡ ብሰንኪ ሓደ፡ ኣብ ከተማ ዎሃን ዝርከብ ላባራቶሪ ዝሰርሕ ውልቀ ሰብ፡ ካብ...
ኣብ በርሊን፡ ጀርመን፡ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ብሪጣንያ ዝሰርሕ ሓደ ብሪጣንያዊ ዜጋ፡ ኣብ ስለያዊ ንጥፈታት ተዋፊሩ ጸኒሑ...
ጀርመን: 2500 ኣፍጋናውያን ምስ ስድራኦም ናብ ሃገራ ክኣትዉ ፍቓድ ምሃባ ንሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ: ሄኮ ማስ: ብምጥቃስ ሮይተርስ...
ሃገረ ሊትዌንያ፡ ካብ ቤላሩስ ዝመጹ ሓተትቲ ዕቚባ ንምዕጋት ብዝብል ምኽንያት፡ ቊጽጽር ዶብ ተትርር ምህላዋ ተገሊጹ። ከም ኣካል...
ዜጋታት ዛምብያ፡ ሓድሽ ፕረዚደንት ሃገሮም ንክመርጹ፡ ናብ ነቚጣታት ምርጫ ብምውሓዝ፡ ነዊሕ መስርዕ ሒዞም ምህላዎም ተገሊጹ ክብል ማዕከን...
ሓደ ካናዳዊ ዜጋ፡ ኣንጻር ቻይና፡ ስለያዊ ንጥፈታት ፈጺምካ ብዝብል ክሲ፡ መንግስቲ ቻይና፡ ን11 ዓመታት ማእሰርቲ ፈሪድዎ ክብል...
ኣብ ሊብያ ኣብ ዝተኻየደ ኲናት ሕድሕድ፡ ሓደ ዛጊት ብዙሕ ዘይተፈልጠ ዕሱብ ጒጅለ ሩስያ፡ ዝነበሮ መጠን ምትእትታው ከም...
ሽወደን፡ ንክልተ ሰብ ሓዳር ዝኾኑ ጀርመናውያን ከም ኣምባሳደር ጀርመን ኮይኖም ንኽሰርሑ፡ ኣብ ያርዴት ስቶክሆልም ኣብ ዘሎ ህንጻ...