ኣብ መወዳእታ ሰሙን ኣብ ኦረብሮ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሰልፊ፡ ሓምላይ ሰልፊ ንዳንኤል ሄልደን ሓድሽ ሓባራዊ መራሒኡ ገይሩ...
ፖሎቲካ
መንግስትን ሰልፊ ደሞክራትናን ኣብ ሽወደን ሓድሽ ኒዩክለራዊ ሓይሊ ንምህናጽ ኣብ ዝሕግዝ መርሓ ውጥን ተሰማሚዖም። እንተወሓደ ምስ ክልተ...
ሃንጋሪ ነቲ ሽወደን ብዘይ ወዓል ሕደር ናብ ኔቶ ንምጽንባር ዝጸንሐ ጻዕሪ ከተጽድቖ ዋና ጸሓፊ ጀንስ ስቶልተንበርግ ኣተሓሳሲቡ።...
ኣቦ ኣንጀሊና ጆሊ ጆን ቮይት፡ ጓሉ ኣብ ኲናት እስራኤልን ሓማስን ዝሃበቶ ርእይቶ “ሓሶት” ምዃኑ ብምንቃፍ ከሲሱዋ። እታ...
ሽወደን ኣብ ቤላሩስ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእ ንዝሰርሑ ትካላትን ውልቀሰባትን ተወሳኺ ደገፍ ክትገብር ምዃና ገሊጻ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ...
ንነዊሕ እዋን ፍልይቲ ልእኽቲ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ኮይና ዘገልገለት ከምኡ’ውን ህብብቲ ተዋሳኢት ሆሊዉድን ነጣፊት...
ምስ ምውሳኽ ደረጃ ስግኣታት ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ፖሊስ ሽወደን ኣብ “ዓበይቲ ኣጋጣሚታት” ቦርስታት ከይተሓዙ ጊዶም ኣለዉ። እቲ እገዳ...
መንግስቲ ሽወደን ኣብ ጒዳያት ጸጥታ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክሮና ንወግዓዊ ቤት ምኽሪ ማሕበረሰባት ኣይሁድ ሎሚ ዓመት ክህብ...
ሽማግለ ምቕራብ ሕጹያት ሓምላይ ሰልፊ፡ ዳኒኤል ሄልደን ምስ ናይ ሕጂ መራሒት ማርታ ስቴነቪ ብምዃን ሓባራዊ መራሒ ናይቲ...
ፊንላንድ ምስ ሽወደን ብሓደ ናብ ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ–ኔቶ–ክትጽንበር ከም እትደሊ ፕረሲደንት ፊንላንድ ሳውሊ ኒኒስቶ ገሊጹ። ንሱ ነዚ...